Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያዊነት ፈተና እናተዳፍአ ዘሸንፍ ማንነት ኢዩ –  ብ/ጀ ኣስፋው ማመጫ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊነት ፈተና ዝበዝሓሉ ይኹን እንበር ፈተና እናተዳፍአ ዘሸንፍ ማንነት ኢዩ ክብሉ ናይ መከላከያ ኢንዶክትሪኔሽን ተወካሊ ዋና ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር  ብ/ጀ አስፋው ማመጫ ገሊፆም። ናይ መከላከያ ኢንዶክትሪኔሽን ዋና ዳይሬክቶሬት ኣብ ትሕቲኡ…

ዲፕሎማትነት ብሔራዊ ረብሓ ሃገር ምሕላው ዘኽእል ክእለትን ዓቕሚን ፍልጠትን ዝሓትት ልኡኽ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፤ 11 መስከረም፤ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲፕሎማትነት ኣብ ከቢድ ኩነታት እውን ብሔራዊ ረብሓ ሃገር ምሕላው ዘኽእል ክእለትን ዓቕሚን ፍልጠትን ዝሓትት ልኡኽ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ምስ ሰራሕተኛታት፣ ኣምባሳደራት፣ ዲፕሎማታት፣ ተፀዋዕቲ ትክላት…

እግሪ ዘይብላ ሬማ ተወሊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ መንዝ ማማ ምድር ምንም እግሪ ዘይብላ ሬማ ከምዝተወለደት ተገሊፁ። እታ ሬማ ትማሊ ምሸት ኣብ ጣቢያ ጉርሜ እታ ወረዳ ከምዝተወለደት ተሓቢሩ፡፡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እታ ወረዳ ኣይተ ሽፈራ ለማ፥…

መናእሰይ ውርጌሳ ከባቢኦም ብጁንታ እንተየድፈሩ ምፅነሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ነዓና ሓሊፉ ናብ ዞባ ደቡብ ወሎ ንምእታው ፃዕሪ ይግበር እምበር  ብሓድነት ደው ብምባልና ከባቢና እንተየድፈርና ፀኒሕና ኢና ክብሉ መናእሰይ ከተማ ውርጌሳ ገሊፆም። ኣብ ከተማ ዝርከቡ መናእሰይ ምስ ሪፖርተራት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንመናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ሰላምን ድሕንነትን ከተመኦም ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ኣመስጊነን። “ኣነ ንሰላም ከተማይ ዋርድያ ኢየ” ብዝብል መርህ መሰረታዊ…

ነበርቲ ሰሜን ወሎ ዕለታዊ ርዳእታ ህይወት ስድረኦም ከምዘትረፈሎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ሰሜን ወሎ ዕለታዊ ርዳእታ ብምርካቦም ህይወት ስድረኦም ከምዘትረፈሎም ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ጁንታ ዕላታዊ ምግቢ ከይህሉ ገይሩ ጥፍኣት የብፅሕ እምበር ኣብቲ ከባቢ ርዳእታ ብምምፅ ሕዚ መዓልታዊ ሓገዝ ክረኽቡ ከምዝኸኣሉ…

ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ስግኣት ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ ምትራፍ ዕዉት ስራሕቲ ምስርሑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ህልውና ሃገር ዝተሃቀኑ ስግኣታት ብሄራዊ ድሕንነት ዝኾኑ ኣቐዲምካ ኣብ ምፍሻል ዕዉት ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ኣፍሊጡ። እቲ ብሄራዊ ኣገልግሎት፥ መዛዘሚ ኣፈፃፅማ ዘበነ ስራሕ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኒዮርክ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኒዮርክ ኣቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንምስታፍ ኣሜሪካ ኒውዮርክ ምእታዎም ካብ ቤት ፅሕፈት ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትር ዝረኸብናዮ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ተረኺቦም ዝሰርሑዎም ፀብፃባት ሓቀኛ ተግባር እቲ ግብረ ራዕዲ ሓቀኛ መልክዕ እናርአዩ ከምዝርከቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ተረኺቦም ዝሰርሑዎም ፀብፃባት ሓቀኛ ተግባር እቲ ግብረ ራዕዲ ሓቀኛ መልክዕ እናርአዩ ከምዝርከቡ ኣብ ግምባር ዝተሳተፉ ጋዜጠኛታት ጦር መኮንናትን ገሊፆም። ጋዜጠኛ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዙፋን ካሳሁን፥…

ንውፅኢታዊ ኣባላት ሰራዊት ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኻል መዓርግ ዕቤት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኃል ውፅኢታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዝነበሮም ፃንሒት ግዜኦም ኣባላት ሰራዊት ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ። ዋና ኣዛዚ እቲ ኮሌጅ ሜ/ጄ ሃብታሙ ጥላሁን፥ “ኢትዮጵያ ብልዑል ደረጃ ኣብ ትደልየሉ እዋን ንተወሳኺ ሓላፍነትን ሹመትን…