Fana: At a Speed of Life!

በዓል መስቀል ብድምቀት ንምኸባር ምድላው ከምዝተዛዘመ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅል በዓል መስቀል ብድምቀት ንምኸባር ምድላው ከምዝተዛዘመ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣፍሊጣ። እታ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ቀፃሊ ንዝኽበር በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዛዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 448 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዛዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 448 ሺሕን 550 ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተታሓዘ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ቢራ ብምፅዓን መበገሲኣ ካብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ደብረ ብርሃን ዝገበረት ቁፅሪ ሰሌዳ ኮድ 3-26981 ኢት ተሰሓቢት ናይ ፅዕነት…

ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ 114 ሚሊየን ዶላር ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝለኣኾም መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን 114 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝረኸበ ረኺቡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኣይተ ፍጹም ከተማ፥ ብብርኪ ዓለም ኣብ ዝተወለዐ ለበዳ ኮቪድ-19 2013 ዓ.ም…

ኣብ ከተማ ጂንካ ዝተሃነፀ ታወር መቆፃፀር ትራፊክ ኣየር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2024 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ኣብ ከተማ ጂንካ ዝተሃነፀ ታወር መቆፃፀር ትራፊክ ኣየር ህንፀቱ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ። ምህናፅ እቲ ታወር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጂንካ ኣቢሉ ዝወሃብ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር፥…

ሌተናል ጄኔራል አስራት ዴኔሮን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ሌተናል ጄኔራል አስራት ዴኔሮ፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝንን ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። መካየዲ ስራሕ ግድብ ህዳሰ ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ፥…

ቻይናን ሩሲያን ዝርከበኦም 13 ሃገራት ሰብኣዊ መሰል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ሃገራት ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ክህሉ ከምዘይግባእ ፀዊዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ተዋሳእቲ ሰብኣዊ መሰል ንኸኽብሩ ዓለም ለኸ መምርሒታት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣድልዎ ተግባራዊ ክገብራ ይግባእ ክብላ ቻይናን ሩሲያን ሓዊሱ 13 ሃገራት ፃውዒት ኣቕሪበን። ካብዚ ብተወሳኺ ሰብኣዊ መሰል ከም ምኽንያት ብምምጥቃም ኣብ ውሽጣዊ…

በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር ምስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ምስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ በዓል ኢሬቻ ብሰላማዊ መገዲ ንኽኽበር ግደ መዳርግቲ ኣካላት ዝምልከት ከምዝኾነ ተገሊፁ። በዓል ኢሬቻ እዚ…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ክልል ሲዳማ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ብብርኪ ሃገር 17 መስከረም ኣብ ክልል ሲዳማ ክኽበር ኢዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 34 ግዘ “ቱሪዝም ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ባህላዊ፣ ታሪኻዊ፣ ሰብ ሰብ ስራሕን…

ካብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ዝፅምበሩ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ዝፅምበሩ መናእሰይ ሎሚ መዓልቲ ምፍናው ተገይሩሎም። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ታቦር ካብ ኩለን ወረዳታት እቲ ዞባ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ ምፍናው ገይሩሎም። ብምንይችል ኣዘዘው እዋናዊ…

ዶ/ር ሂሩት ካሳው ኣብ ግምባር ወሎ ተረኺበን ሓይሊ ትህነግ እናተቓለሱ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኣበረታቲዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ኣብ ግምባር ወሎ ከተማ ፍላቂት ተረኺበን ሓይሊ ትህነግ እናተቓለሱ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኣበረታቲዐን። ኣብቲ ግምባር ምስ ዝርከቡ ጀነራላት እውን ኣብ ቀፃሊ ካብ ኣመራርሓ ትፅቢት ዝግበር…