ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ንወፍሪ ህልውና ልዕሊ 170 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ንወፍሪ ህልውና ልዕሊ 143 ሚሊየን 72 ሺሕን 869 ብር ብጥረ ገንዘብ፣ ልዕሊ 28 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ሓገዝ ምግባሩ ዋና ኣነሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ገሊፆም። ህዝቢ እቲ ዞባ ከም ሃገር ዝተፈነወ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ቆቦን ከባቢኣን ብሓይሊታት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሲቪል ሰባት እናተፈፀመ ዝርከብ መጥቃዕቲ ከምዘተሓሳሰቦ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቆቦን ከባቢኣን ብሓይሊታት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሲቪል ሰባት እናተፈፀመ ዝርከብ መጥቃዕቲ ከምዘተሓሳሰቦ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ትሕቲ ወራር ህወሓት ዝርከባ ከባቢታት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙሩኻት እቲ ወራሪ ጉጅለ ኣደታት ትግራይ ደቀን ናብ ኲናት ከይልእኻ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወገን ቲሃ ሸሊኾም ዝነበሩር ብሰራዊት ምክልኻል ዝተማረኹን ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ኣደታት ትግራይ ደቀን ናብ ኲናት ከይልእኻ ሓቲቶም። ኣብ ሱዳን ወታደራዊ ስልጠና ወሲዶም ብወገን ቲሃ ኲናት ብምኽፋት ከተማ ጎንደር ንምቁፅፃር ዕላማ ከምዝነበሮም ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንምምካት ተዳሊና ኢና – መናእሰይ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋን ከተማ ወሊሶን Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንምምካት ከምዝተዳለዉ መናእሰይ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋን ከተማ ወሊሶን ገሊፆም። ካብቲ ዞባን ምምሕዳር ከተማ ወሊሶን ናብ ሰራዊት ምክልኻል ዝፅምበሩ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ናብ ወረዳ ደላንታ ዝኣተወ ሓይሊ ጁንታ ይውቃዕ ኣሎ – ምምሕዳር እቲ ዞባ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ናብ ሰለስተ ጣቢያታት ወረዳ ደላንታ ዝኣተወ ሓይሊ ጁንታ ካብቲ ከባቢ ንምልቃቕ ልዑል ቃልሲ እናገበረ ከምዝኾነ ምምሕዳር እቲ ዞባ ገሊፁ። ብከባቢታት ወረባቦን ተሁደሬን ሸሊኹ ኣቲዩ ዝነበረ ሓይሊ ተወቒዑ ከምዝወፅአ ዝገለፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቃቢ ሰላም መበል 25 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብብቕዓት ክዋፃእ ዝኽእል ኢዩ – ጉጅለ ውሕመ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብዬ ዝርከብ ዓቃቢ ሰላም መበል 25 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብብቕዓት ክዋፃእ ኣብ ዘኽእሎ ቁመና ከምዝርከብ ጉጅለ ኢኒስፔክሽን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣረጋጊፁ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሻለቃ ኮሎኔል ሌንጮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ንኽንበር ዘመሓለለፉዎ ትእዛዝ ክስርዙ ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮ-ኣሜሪካውያን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ተተሓሒዙ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ክንበር ዘመሓላለፉዎ ትእዛዝ ክስርዙ ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮ-ኣሜሪካውያን ሓቲቱ። እቲ ቤት ምኽሪ ኩነታት ኢትዮጵያ ዘየገናዘበ ዝበሎ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ምዕራብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ብኹለመዳይ ኣውዲ ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ይርከብ – ብ/ጀነራል ሰይድ ትኩዬ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ብኹለመዳይ ኣውዲ ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ብርጋዴር ጀነራል ሰይድ ትኩዬ ገሊፆም። እቶም ምክትል ኣዛዚ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ዝርከብ ቀረብ ሎጂስቲክስ ኣመልኪቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ምስ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህን ምስ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ተዛቲዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዋ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ካብ ቁርሶም ቀኒሶም ንተፈናቐልቲ ክበፅሑሎም ይግባእ-ምክትል ኣፈ ጉባኤ ወ/ሮ ሽታዬ ምናለ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ካብ ቁርሶም ቀኒሶም ንተፈናቐልቲ ክበፅሑሎም ይግባእ ክብላ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ብት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ወ/ሮ ሽታዬ ምናለ ፃውዒት ኣቕሪበን። ወይዘሮ ሽታዬ ምናለ ሓዊሱ ሚኒስትረት ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ነይ ኣዲስ አበባ ከተማ ምምሕዳር…