ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ኩታ በርን ተዉለደሬን ይማረኹ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኩታ በርን ተዉለደሬን ምስ መሳርሒኦም እናተማረኹ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ፍልፍል፡- ግዜኢ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ንምግባር ቆራፅ ኢያ – ኣምባሰደር ጊታ ፓሲ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ንምግባር ቆራፅ ከምዝኾነት ኣምባሰደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣፍሊጠን። በተን ኣምባሳደር ዝተመርሐ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳን ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳን ዑደት ገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ወፃኢ ፕሮግራማት ሊንክ ብምግባር ምምሕልላፍ ተኸልኪሉ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሃገር ኤፍ ኤም ሬድዮ ጣቢያታት ናይ ወፃኢ ፕሮግራማት ሊንክ ብምግባር ምምሕልላፍ ከምዝተኸልከለ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘይተውሃቦም ናይ ወፃኢ ሬዲዮ ጣቢያታት ፍቓድ ብዘለዎም ናይ ውሽጢ ዓዲ ኤፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጃማል ኣብዱላህ ተዛቲዮም። ኣይተ ታገሰ ኣብ ዘተኦም፥ ክልተአን ሃገራት ዝፀንሐን ነዊሕ ታሪኽ ዘለወንን ሃገራት ስለዝኾና፥ ብኹለመዳይ ዓውዲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፅዋሩ እንትውድእ ብመልሓሱ ምትኳስ ጀሚሩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፅዋሩ እንትውድእ ብመልሓሱ ምትኳስ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣብዚ ሰሙን ብዝበፅሖ ከቢድ ውቅዒት ካብ ዝተበታተነ ወራሪ ሓይሊ፥ ብኣፃብዕቲ ዝቑፀሩ ብኣንፈት ቦሩ ሜዳ ኣብ ሩባታት፣ ጣሻታትን ገደላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ደሴ ሕዚ እውን ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ትርከብ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ደሴ ሕዚ እውን ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምትርከብ መምርሒ ሰላምን ድሕንነትን እታ ከተማ ገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰላም እታ ከተማ ንምርባሽ ናይ ሕሶት ወረ እናጋውሑ ዝነበሩ ልኡኻት እቲ ግብረ ራዕዲ ሓሳቦም እንተይተዓወተ ተሪፉ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣሰቀቕቲ ገበናት ምፍፃሙ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዓለም ለኻዊ ድንጋገታት ሕጊን ሰብኣዊ ሕጊታትን ብምጥሓስ ኣሰቀቕቲ ገበናት ምፍፃሙ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣፍሊጡ። እቲ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣብቶም ዝተሓበሩ ቦታታት ዝተፈፀመ ገበን ምርመራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ፅባሕ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መሰረት ብምግባር ፅባሕ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ወረዳን ባዕሎም ክኢሎም ብኽልልነት ንምውዳብ ህዝበ ውሳነ ኣካዪሮም…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ነፃ ክልል ኣየር ጁብቲ በረራ ኣየር ባሕሪ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ነፃ ክልል ኣየር ጁብቲ በረራ ፅዕነት ኣየር ባሕሪ ከምዘጀመረ ኣፍሊጡ። ካብ ወደባት ጅቡቲ ተበጊሱ ናብ ናይጀሪያ ሌጎስ ከተማ ዝበርርን 17 ቶን ኤሌክትሮኒክስን ናውቲ ገዛን ዝፀዓነ ቀዳማይ ኦፕሬሽን ፅዕነት ኣየር ባሕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንድን ጣሊያንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንድን ጣሊያንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ገሊፆም። እቶም ሚኒስትራት ነዚ ዝበሉ፥ ኣይተ ደመቀ መኮነን መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ብምዃነ ምሿሞም…