Fana: At a Speed of Life!

ትግራይ ስርዓት ኣልቦ ዝዓሰላ ማእኸል ስቓይ ኮይና ኣላ – ትዴፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግራይ ንዓቅመ ኣዳም ዘይባፅሑ ሰገናት ናብ ኲናት ዝጓሓፉላ፣ ስርዓት ኣልቦ ዝዓሰላ ማእኸል ስቓይ ከምዝኾነት ምክትል ሓላፊ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ኣይተ ተስፋየ ኣለማየሁ ገሊፆም። ኣይተ ተስፋየ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ግዜኢ…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ኣብ ከተማ ሑመራ ንዝርከቡ ተጎዳእቲ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝራእቶም ክእክቡ ዘይከኣሉን ንብረቶም ዝዓነዎምን ኣብ ከተማ ሑመራ ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ሓገዝ ተገይሩሎም። ሓላፊ መተሓባበሪ ከተማ ሑመራ ኣይተ ተሸመ ስዩም፥ እቲ ሓገዝ ንራብዓይ ዙር እናተውሃበ ከምዝርከብን ልዕሊ…

ፍርያት ኢትዮጵያ ብብዝሒ ንምግዛ ድሌት ኣለኒ – ባህሬን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻምበር ንግዲን ኢንዱስትሪን ባህሬን ፍርያት ኢትዮጵያ ብብዝሒ ንምግዛእ ፍቓደኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በከር፥ ምስ ኣቦ መንበር ቻምበር ንግዲን ኢንዱስትሪን ባህሬን ካሊድ አሊ ራሽድ…

ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ድሉዋት ዝኾኑ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ንምዃን ፃውዒት ዝተቐበሉ ምልምል መናእሰይ ዞባ ማእኸላይ ጎንደር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ምፍናው ተገይሩሎም። ዞን ምልምል የመከላከያ ሰራዊት ወጣቶች ሽኝት ተደረገላቸዉ። እቶም ምፍናው ዝተገበረሎም ምልምል ኣባላት ሰራዊት…

ኣረመኔ ጉጅለ ህወሓት ንፁሃን ብጅምላ ብምርሻን ዓለም ለኸ ገበን ፈፂሙ ኢዩ – ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣረመኔ ጉጅለ ህወሓት ንፁሃን ብጅምላ ብምርሻን ዓለም ለኸ ገበን ከምዝፈፀመ ኣብ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም። ሓልፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ኣመራርሓታት መራኸብቲ ሓፋሽ ምምሕዳር…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ መኻዚን ከዚኑዎም ዝነበሩ ፍርያታት ከምዝዘረፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ቢሮታት ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ካብ ምባሩ ብተወሳኺ ኣብቶም መኻዚን ዝነበሩ ፍርያታት ከምዝዘረፈ በዓል መዚ ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዝተዘረፈ ፍርያት ሕርሻ ልዕሊ 24 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ከምዝግመት…

ኣይተ ወርቁ ኣይተነው ኣብ ግምባር ወሎ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 100 ሚሊየን ብር ሰሊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ወርቁ ኣይተነው ብወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ግምባር ወሎ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ 100 ሚሊየን ብር ከምዝመደቡ ኣፍሊጦም። እቶም በዓል ሃፍቲ ትማሊን ሎሚ መዓልቲን 25 ሚሊየን ብር ወጻኢ ብምግባር ነቶም ተመዛበልቲ ዝኸውን…

ሚኒስቴር ጥዕና ምስ “ፖሊሽ ሴንተር ፎር ኢንተርናሽናል ኤይድ” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ሃንደበታዊ ሓደጋን ኣገልግሎት ፅኑዕ ሕክምናን ንምምሕያሽ ምስ "ፖሊሽ ሴንተር ፎር ኢንተርናሽናል ኤይድ" ብሓባር ንምስራሕ ንሰለስተ ዓመት ዝፀንሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ንኣምቡላንስን ሕክምና ሃንደበታዊ ሓደጋን…

ኣዲስ ኣበባ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ስእሊ ዝተዓወቱ ሰገናት ሽልማቶም ተረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣዲስ ኣበባ ብምውካል ኣብ ደቡብ ኮሪያ ከተማ ቹንቹን ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ስእሊ ዝተዓወቱ ሰገናት ሽልማቶም ተረኪቦም። ምክትል ተፀዋዒ ኤምባሲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ኪም ሂዮን ዱ፥ እቲ ሽልማት ብሽም ከንቲባ ከተማ ቹንቹን ንተዓወትቲ…

ሚኒስትር ምክልኻል ኣብ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ክታሞም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ቀነዓ ያደታ ኣብ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ክታሞም ኣንቢሮም። ቀንዲ ዕላማ እቲ ወፍሪ፥ ሓቂ ኢትዮጵያ ንማሕበረሰብ ዓለም ምፍላጥን ሃገር ናይ ምፍራስ ተግባር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምቅላዕን ከምዝኾነ…