ፓርቲ ብልፅግናን ኮሙዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ርክቦም ኣብ ዘጠናኽሩሉ ኩነታት ኣድሂቦም ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ዘፈር ህዝቢን ዓለም ለኸ ርክብን ፓርቲ ብልፅግና ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ጃኦ ዚዩን ኣብ ምጥንኻር ቀፃሊ ርክባት ክልቲኦም ፓርቲታት ኣድሂቦም ዘቲዮም።
ዶክተር ቢቂላ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ ቻይና ኣብ ዕቤትን…