ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳፋሪኮም ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድሉው ከምዝኾነ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኣብ ምምሕያሽ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ቀንዲ ዝኾነ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምድጋፍ ድሉው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሳፋሪኮም ኣብ ኢትዮጵያ ኣንዋር ሱሳ ኣብ መበል 18 ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ጥራሕ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት 832 ኣቢያተ ትምህርቲ ዓኒዮም Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኣዋርሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ብዝፈፀሞ ወራርን ዘረፋን ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ጥራሕ 832 ኣቢያተ ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ጥቕሚ ወፃእ ምግባሩ መምርሒ ትምህርቲ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኣቪሽን ኢንዱስትሪ ደጀን ዕብየት መዓርግ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሓይሊ ኣየር ኣቪሽን ኢንዱስትሪ ደጀን ናይ ፃንሒት ግዚየኦም ንዝዛዘሙን ዝሓሸ ኣፈፃፅ ማ ስራሕ ነዝነበሮምን መስመር መኮንናት ዕብየት መዓርግ ተዋሂቡ። ምክትል ኣዛዚ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብ/ጄ ይታያል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወሎ ንዝተፈናቐሉን ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡን ወገናት ድጋፍ ተገይሩሎም Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወሎ ንዝተፈናቐሉን ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡን ወገናት ድጋፍ ገይሩሎም። እቲ ድጋፍ ብዓይነትን ገንዘብን እንትኸውን፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ፓስፖርት ዘዳልዉ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራልን ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ብሓባር ብምዃን ኣብ ዝሰርሕዎ ስራሕ፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ፓስፖርት ዘዳልዉ ዝነበሩ 10 ሰራሕተኛታት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። እቶም ተጠርጠርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ሓላፊ ኩባኒያ ሓፂነ መፂን ኢኮስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሓላፊ ኩባኒያ ሓፂነ መፂን ኢኮስ ሼል ኤችቾ ተዛቲዮም። እቲ ኩባኒያ ካብ 2018 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ኣብ ኢትዮጵያ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ሓፂነ መፂን ከምዝተዋፈረ እቶ ሓላፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 18 ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ረዳት ፕሮፌሰር በለጠ ሞላ ሓዊሱ፥ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ዓውዲ፣ ሓለፍቲ ትካላት ቴክኖሎጂ፣…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ዘለዋ ተረባሕነት ንክትቅፅል ኤምባሲ ኣሜሪካ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ዘለዋ ተረባሕነት ንክትቅፅል ኤምባሲ ኣሜሪካ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ። ኮምሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ላዕለዋይ በዓል ሞያ ንግዲ ኤምባሲ ኣሜሪካ ያሱኢ ፓይ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣሜሪካ ልዕሊ 5 ዕድሚኦም ህፃውንቲ ክታበት ፒፋይዘር ንክወስዱ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ልዕሊ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕዲሚኦም 28 ሚልየን ህፃውንቲ ፀረ ቫይረስኮሮና ክኽተበት ፒፋይዘር ንክወስዱ ወሲና። ምምሕዳር፣ ምቁፅፃር መድሓኒትን ምግብን ኣሜሪካ ትማሊ ኣብ ዝሃቦ ውሳነ፥ ካብ 5 ክሳብ 11 ንዕድሚኦም ህፃውንቲ ክታበት ፒፋይዘር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ናይ ብሄራዊ ስታዲየም ህንፀት ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ናይ ብሄራዊ ስታዲየም ህንፀት ጎብኒዮም። ኣብቲ ዑደት ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፣ ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ወርቅነሽ ብሩ፣ ናይ ኢትዮጵያ…