Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ውሕመ ኣብዛ ሃገር ዝገብሮም ዘሎ ኩለ መዳይ ተግባራት ድጋፋ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምኽኒያት በምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተሳቲፎም። ኢትዮጵያ ኣብ ቻርተር ውሕመ ዘለዋ ቁርፀኝነት ምጉላህን እቲ ትካል…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ሞረርን ተዛቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ትካሎም ኣብ ኢትዮጵያ ብዘለዎ ናይ ነዊሕ እዋን ኣገልግሎት፤ ብመንግስቲ ዝግበር ዘሎ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣግማል እውን ከምዝጨፍጨፈ ነበርቲ ሎጊያ ሰመራ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህልውና ዓፋር ንምጥፋእን ንህዝብና ዘለዎ ንዕቐት ንምርኣይን ኣግማልና እውን ጨፍጪፉ"ክብሉ  ነበርቲ ሎጊያ ሰመራ ገሊፆም። እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር ዳግም መጥቃዕቲ ምፍፃሙ እቲ ጉጅለ ካብ ዝሓለፈ ስሕተቱ…

ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ከምዝሓበሮ፥ ኣብ ካልኦት ክፋላት እታ ሃገር ብተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ተመዛቢሎም ንፀገም…

ሉሲታት ካብ ውድድር ፀዋዕ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ 2022 ወፃእ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲ) ካብ ውድድር ፀዋዕ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ 2022 ወፃእ ኮይና። ኣብ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ኢትዮጵያ ንሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ 2 ን 0 ስዒራ ዝነበረት ትኹ እምበር ብሓፈሻዊ…

ኮሌጅ ፖሊስ ኣምሓራ ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ኣምሓራ ን9ይ ግዘ ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምርቓት ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ክልልን ፌዴራልን ተረኺቦም፡፡ ዶክተር ይልቃል…

ፕሬዚዳንት ቱርኪ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሴፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም። ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ኣብ መግለፂ ሓጎሶም፥ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም ዝተሰመዖም ደስታ ገሊፆም። ኣብ ቀፃሊ ድማ ምስ…

ሱዳናውያን ፀገሞም ብናይ ባዕሎም ዓቕሚ ናይ ምፍታሕ ክእለት ኣለዎም ኢልና ነኣምን ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳናውያን ፀገሞም ብናይ ባዕሎም ዓቕሚ ናይ ምፍታሕ ክእለት ኣለዎም ኢሎም ከምዝኣምኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ብቋንቋ ዓረብ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ህዝቢን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ዞባ ደቡብ ወሎ ይውቃዕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ዞባ ደቡብ ወሎ ይውቃዕ ኣሎ ክብሉ ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ገሊፆም። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ኣብዱ ሁሴን እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ብጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ…

ክኸፋፍሉና ዝመፅኡ እኩይ ድምፅታት ብሓባር ክንስዕሮም ኢና-ወ/ሮ አዳነች አቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክኸፋፍሉና ዝመፅኡ እኩይ ድምፅታት ብሓባር ክንስዕሮም ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ አዳነች አቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን፥ ብሓድነትን ፅንዓትን ደው ክንብል ኢና፤ ኢትዮጵያ ምስዓር ፈፂሙ ኣይከኣልን…