ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ብብርኪ ፌዴራል ሓዱሽ መንግስቲ ካጣየሽ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ፅባሕ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ብብርኪ ፌዴራል ሓዱሽ መንግስቲ ካጣየሽ ኢዩ። ዓንቀፅ 58 ንኡስ ዓንቀፅ 2 ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ፥ ብህዝቢ ዝተመረፀ ሓዱሽ ዝጣየሽ ባይቶ ወከሊቲ ህዝቢ ናይ ስራሕ ጊዜኡ ክጅምሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙዱ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝግበር ምጥያሽ መንግስቲ ክርከቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙዱ ፅባሕ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝግበር ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝርከቡ ናይ ናይጄሪያ ጋርዲያን ፀብፃብ ርእይ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ምእ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ኣብ ስነ ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ኣብ ስነ ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ። ዶክተር ወርቅነህ ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንተትበፅሑ ሚኒስትር ደኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሚሊየናት ዝተሳተፉሉ በዓል ሆራ ኣርሰዴ ብሰላምን ዝተረጋገዐን መልክዑ ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ምዝዛሙ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣2014 (ኤፍ ቢሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሚሊየናት ዝተሳተፉሉ በዓል ሆራ ኣርሰዴ ብሰላምን ዝተረጋገዐን መልክዑ ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ምዝዛሙ ኣፍሊጦም። ኣይተ ሽመልስ እቲ በዓል ብሰላም ምዝዛሙ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ብሰላም ተዘዚሙ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ባህላዊ ክብሩ ብምሕላው ተኸቢሩ ብሰላም ምዝዛሙ ቢረ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። እቲ ዓመታዊ በዓል ካብ ኩሎም ዞባታት ክልል ኦሮሚያን ካልኦት ከባቢታት ሃገርናን ዝመፁ ተዓደምቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ኩነታትን ባህላዊ ክብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ዝግበር ምድላው ከምዝተዛዘመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱ ኣፍሊጠን Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ፅባሕ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ዝግበር ምድላው ከምዝተዛዘመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱ ከንቲባ ወይዘሮ አለምፀሃይ ሽፈራው ኣፍሊጠን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሕውነት ብሄር ብሄረሰባት ዝተረጋገፀሉ ኢዩ – ኣይተ ከበደ ዴሲሳ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሕውነት ብሄር ብሄረሰባት ዝተረጋገፀሉ በዓል ከምዝኾነ ኣካቢ ኮሚቴ ምኽባር በዓል ኢሬቻ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ ገሊፆም። ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስንቂ ብምቕባልን እቲ በዓል ብሰላም ንኽዛዘም፣ ኣኽሪ እቲ በዓል ህዝቢ ኦሮሞ ይኹን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብሰላም ንኽኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መልእኽቲ ምስጋና ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም፥ “በዓል ኢሬቻ ሕውነታዊ ክብርታቱን ዕቤት ህዝቢ ኦሮሞን ብዘርኢ መልክዑ ብሰላም ምዝዛሙ ንፈጣሪ ብምምስጋን ዝተሰመዐኒ ሓጎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ቢሾፍቱ ኣጋይሽ በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ትቕበል ኣላ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ቢሾፍቱ ፅባሕ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ንምኽባር ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር ዝመፅኡ ኣጋይሽ ትቕበል ኣላ። ተዘዋዊርና ዘዘራረብናዮም ኣኽበርቲ እቲ በዓል፥ ተምሳሌት ሰላም፣ ፍቕሪን ሓድነትን ዝኾነ በዓል ኢሬቻ ብባህላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ክብርታቱ ብዘሓለወ መልክዑ ተኸቢሩ ብሰላም ተዛዚሙ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ፥ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ፀፅታ፣ ዕዱማት እቲ በዓልን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ…