ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ኢትዮጵያ ኣብ እትገብሮ ሓዱሽ ምጥያሽ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ኢትዮጵያ ኣብ እትገብሮ ሓዱሽ ምጥያሽ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚደንት ቦሌ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይን…