Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ መኽፈቲ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናተሳለጠ ይርከብ። ኣብቲ ጉባኤ ድማ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኮይኖም ተሸይሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ባይቶ ብምቕራብ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ…

ፕሬዝዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌህ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌህ ኣብ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ንምክፋል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ንምክፋል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…

ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ምግልጋል ሓጋዊ ጥራሕ ዘይኮነስ ንህዝበ ውሳነ ተገዛኢ ምዃን ዘርዚ እውን ኢዩ – ሚኒስትር ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ምግልጋል ሓጋዊ ጥራሕ ዘይኮነስ ንህዝበ ውሳነ ተገዛኢ ምዃን ዘመላኽት ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮ/ል ጌትነት ኣዳነ፥ ኣብ ሕከ-መንግስቲ ዓንቀፅ 8 ቁፅሪ 2 “……

ወይዘሮ ዘሃራ ኡመድ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ዘሃራ ኡመድ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይነን ተመሪፀን። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ብምቕራብ ብምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተመሪፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ብምቕራብ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ወይዘሮ ሎሚ በዶ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ሎሚ በዶ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይነን ተመሪፀን። እተን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ባይቶ ብምቕራብ ብፕሬዚዳን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ቃለ ማሕላ ፈፂመን። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣይተ ታገሰ ጫፎ ንዋና ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ታገሰ ጫፎ ንዋና ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይኖም ተመሪፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ኣብ ቅድሚ እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ፌዴራል ብህዝቢ ዝተመረፀን ብሓዱሽ መልክዕ ዝተወደበን መንግስቲ ምጥያሽ መንግስቲ ብብሄራዊ መዝሙር ኢትዮጵያ ተጀሚሩ:: እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓልቲ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ 24 መስከረም 2014 ናይ መወዳእታ ሰኑይ ወርሒ መስከረም፥ ኢትዮጵያ ሓዱሽ መንግስቲ ተጣይሸሉ መዓልቲ ኢዩ።…