ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ናይ ኣውሮፓ ህብረት ናይ ቀርኒ ኣፍሪካ ፍልይቲ ልእኽቲ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ናይ ኣውሮፓ ህብረት ናይ ቀርኒ ኣፍሪካ ፍልይቲ ልእኽቲ ኣኔት ወበር ተዛቲየን።
ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጳያን ኣውሮፓ ሕብረትን ብዛዕባ ዘሎ ርክብን ተልእኾ እተን ፍልይቲ መልእኽተኛን ምዝታየን ካብ ቤት ፅሕፈት…