Fana: At a Speed of Life!

ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ (ኢባትሎ) ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከቡ መርከበኛታት በዓል ትንሳኤ ኣኽቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ (ኢባትሎ) ኣብ ወደብ ጅቡቲ ምስ ዝርከቡ መርከበኛታት በዓል ትንሳኤ ኣኽቢሩ። “እቶም ኢትዮጵያውያን ባሕረኛታት ኣታዊን ወፃኢን ንግዲ ኢትዮጵያ ንምቅልጣፍ ኣብ ኣፀጋሚ ፀባይ ኣየር፣ ኣብ ዝረግአን ዝናወፅን…

ዝተለወጠትን ካብ ልመና ዝወፅአትን ሃገር ጋህዲ ካብ ምግባር ወፃእ ካሊእ ሓሳብ የብልናን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተለወጠትን ካብ ልመና ዝወፅአትን ሃገር ጋህዲ ካብ ምግባር ወፃእ ካሊእ ሓሳብ የቭልናን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “በዓል ትንሳኤ ኣብ ገላን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 25 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን መሪቀን ስራሕ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 25 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ጨንፈር ጉራራ መሪቀን ስራሕ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ ሓዱሽ ማእኸል በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንዓቅመ ደካማታትን ንዝተፈላለዩ ማሕበራዊ…

ኣብ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ

“እንዃዕ ንጎይታና፣መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና፡፡ በዓል ትንሳኤ ናይ ተስፋ ብርሃን፣ ምስጋርን፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብ፣ ሕብረትን ሓድነትን ይኹነልና!! ርሑስ በዓል !!”

ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፍዎ መልእክቲ

“ንመላእ ሰዓብቲ እመነት ክርስትና እንዃዕ ንጎይታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና፡፡ በዓል ትንሳኤ ናይ ፍቕሪ፣ ሓጎስን ሰላምን ዝተመልአ ይኹነልና፡፡ ፈጣሪ ኢትዮጵያን ህዝባን ይባርኸ፡፡ ርሑስ በዓል!!”

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኤምባሲታት ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኤምባሲታት ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ኤምባሲታት ብሪታኒያ፣ ኣሜሪካ፣ ሩሲያ፣ ጀርመን፣ አውስትራሊያ ከምኡውን…

እቲ በዓል ብምርድዳእን መኣዲ ብምክፋልን ምኽባር ካብ ሰዓብቲ እቲ ሃይማኖት ትፅቢት ከምዝግበር ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልግሎት መንግስቲ ኮሙኒኬሽን ፅባሕ ዝኽበር በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቱ መግለፂ እንዃዕ ኣብፀሐኩምን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒትን ኣመሓላሊፉ፡፡ ኣብቲ መልእኽቲ፦ ትንሳኤ እየሱስ ክርስቶስ ኣብ ሰዓብቲ ሃይማኖት ክርስትና ብልዑል ድምቀትን…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ምስ ትካል መሐብሐቢ ህፃናት ሙሉእ ፍቕርን ብርሃን ይኹን÷ ንዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 100 ህፃናትን መኣዲ ኣካፊለን፡፡ ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዘህነፅኦ ማእኸል ዘውዲቱ መሸሻ…

በዓል ትንሳኤ ብሓድነትን ምፅናዕን ምሕላፍ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳራት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተፈላለዩ ክልላት ፅባሕ ዝኽበር በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ካብ ትንሳኤ ፈተና ብፅንዓት ምስጋር፤ ካብ ፀልማት ናብ…

ኣብ እዋን ፆም ዘርኣናዮ ሰናይ ተግባራት ብምጥንኻር ንዝተፀገሙን ወገናት ምድጋፍ ይግባእ – ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሓኩም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓለፎ መልእኽቲ ከምዝስእብ ይቐርብ፡- ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንዃዕ ንበዓል ትንሳኤ…