ቀይሕ ባሕሪን ኢትዮጵያን ተፈላሊዮም ክነብሩ ኣይኽእሉን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ቀይሕ ባሕሪን ኢትዮጵያን ተፈላሊዮም ክነብሩ ኣይኽእሉን ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፤ ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ንኣባላት እቲ ባይቶ መብርሂ ኣብ…