ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገርና ስሉጥ ምዕባለ ኢኮኖሚ ምቕፃል ክኢልና ኢና-ኣደም ፋራህ Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ዓለም ፀገማት ኣብ ዝረኣይሉ ዓውዲ ኣብ ሃገርና ስሉጥ ምዕባለ ኢኮኖሚ ምቕፃል ክኢልና ኢና ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክታት ኮይሻ መንግስቲ ንሃገራዊ ፀጋታት ዝሃቦ ጠመተ ዘርእይ ኢዩ -ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክታት ኮይሻ መንግስቲ ንሃገራዊ ፀጋታት ዝሃቦ ጠመተ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 2018 ዓ.ም ናይ መጀመሪታ 100 መዓልታት ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ማክሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካምፕ እንበር ፕሮጀክት ዘይነበሮ ግድብ ኮይሻ ሐዚ ኣብ 128 ሜትር ብራኸ ይርከብ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካምፕ እንበር ፕሮጀክት ዘይነበሮ ግድብ ኮይሻ ሐዚ ኣብ 128 ሜትር ብራኸ ይርከብ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ‘ምርኣይ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኮይሻ’ ብዝብል ሚል ርእሲ ናይ 2018 በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ናይ ኣዲስ ኣበባ ብዝሃ መልክዕ የርእይ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ቢሮ ኮሚኒኬሽን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዓውዲ ሚዲያ ብምትሕብባር ንምስረሕ ዘኽእል ስምምዕነት ገይሮም። ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ቢሮ ሎሚ ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዑደት ዝገበሩ እንትኸውን፥ ክልቲኦም ትካላት ብምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ርኡይ ኣስተዋፅኡ ክህልዎ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግድብ ህዳሰ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ርኡይ ኣስተዋፅኡ ክህልዎ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ብራስልስ ኣብ ዝተሳለጠ ግሎባል ጌትዌይ ፎረም 2025 ምስ ዝገበርዎ ተሳትፎ ጎኒ ንጎድኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፍሉይ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብዘጋቢ ፊልሚ፣ ዜናን ዝተፈላለዩ ፕሮግራማትን ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ብቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ፍሉይ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ። እቲ ቤት ምኽሪ በቢዓመቱ ሰብ ሞያን ኣመራርሓን ትካላት መራኸብቲ ሓፋሽ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ስምረት መስራቲ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ስምረት(ስምረት) ፓርቲ መስራቲ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ውዳበ እቲ ፓርቲ ጌታቸው ረዳ ኣብ መኽፈቲ እቲ መስራቲ ጉባኤ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ንምሕላው ክንሰርሕ ኣለና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 27 ዓመታዊ ጉባኤ ጥዕና ኣብ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 27 ዓመታዊ ጉባኤ ጥዕና ኣብ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ዘላቒ ኢንቨስትመንትን ኢኖቬሽንን ንጠንካራ ስርዓት ጥዕና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ዓውዲ ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ማዕድን ኢትዮጵያን ሰንበርድ ባዮ ፊውልን ኣብ ኣቪዬሽን ልምዓት ነዳዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ማዕድን ኢትዮጵያን ኩባንያ እንግሊዝ ሰንበርድ ባዮ ፊውልን ኣብ ኣቪዬሽን ልምዓት ነዳዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ማዕድን ኢትዮጵያ ኣይተ ቴዎድሮስ ጌታቸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ጣና ሎሚ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ክጅመር ኢዩ Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 11 ፎረም ጣና ሎሚ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ክጅመር ኢዩ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ፥ እቲ ፎረም “ኣፍሪካ ኣብ ተቐያያሪ ሉላዊ ስርዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ሰለስተ መድረኻት…