ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ንህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ከምኡ እውን ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ። ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ወላይታ ዶክተር እንድርያስ ጌታ ኣብቲ እዋን፥ ኢትዮጵያውያን ብፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበልቲን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ንተመዛበልቲ ወገናትን ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ። ምክትል ፕሬዚዳንት ኣገልግሎት ምርምር ማሕበረሰብ እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ሰለሞን ከምዝገለፁዎ፥ ህወሓት ዝሓለፈ በደሉ ብይቅርታ እንትሕለፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ካብ ኣቦታትና ዝተረከብናያ ሃገር ሉዓላዊነታ ንምቕፃል ክንቃለስ ኢና” ምልምል ደቂ ኣኒስቲዮ ኣባላት ሰራዊት Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ካብ ናይ ቀደም ኣቦታትና ዝተረከብናያ ሃገር ሉዓላዊነታ ንምቕፃል ናይ ህይወት መስዋእትነት ብምኽፋል ክንቃለስ ኢና” ክብላ ኣብ ጦላይ መሰልጠኒ ማዕኸል መሰረታዊ ናይ ውትድርና ስልጠና ዘርከባ ምልምል ኣባላት ደቂ ኣኒስቲዮ ገሊፀን። ንግዜኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን እናበፅሐ ዝርከብ ግፍዒ ዝኹንን ሰልፊ ተቓውሞ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ስዑድ ዓርብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን እናበፅሐ ዝርከብ ማእሰርቲ፣ ግፍዒን መከራን ዝኹንን ሰልፊ ተቓውሞ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ስዑድ ዓረብ ተኻይዱ። ኣነ እውን ንወገነይ ድምፂ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ ተቓውሞ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ሙስናን ፌዴራል ንመከላኸሊ ሰራዊት ደገፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ሙስናን ፌዴራል ንመከላኸሊ ሰራዊት ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦምን ደምን ለጊሶም። ህወሓት ምስ ሓድነት ኢትዮጵያ ዘይደሊዩ ፀላእቲ ብመዃን ኢትዮጵያ ንምብትታን ይሰርሕ ከምዘሎ ምክትል ኮሚሽነር ወዶ አጦ…
ስፓርት ኣብ ኬኒያ እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዝነበረ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ብ12 ሜዳልያታት ራብዓይ ደረጃ ካብ ዓለም ብምሓዝ ዝዛዘመ እቲ ልኡኽ ሎሚ ንጎሆ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ መንግስቲ ቻይና ዝተለኣኸሉ 300 ሺሕ ዶዝ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ተረኪባ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ መንግስቲ ቻይና ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተለኣኸ 300 ሺሕ ዶዝ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ተረኪበን። እቲ ክታበት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትጵያ ዥያዎ ዢዮዋን ንዶክተር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩስያ ንመስመር ጋዝ ከም ፖሎቲካዊ ረብሓ እንተተጠቒማትሉ እግዳ ክስዕባ ከምዝኽእል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርከል ሩስያ ነቲ ብዩክረይን ዝሓልፍ መስመር ጋዝ ክትዓፅዎ እንተፈቲና ኣብ ልዕሊኣ ተወሳኺ እገዳ ክግበር ከምዝኽእል ኣጠንቂቐን። ኣንገላ መርከል ናብ ርእሰ ከተማ ዩክረይን ከተማ ከይቭ ምብፃሕ ገይረን። ንፕረዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋይንት ካብ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ነፃ ወፂኣ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመከላከያ ሰራዊት፣ ኣምሓራ ፍለይ ሓይሊ፣ ሚሊሻ፣ ፋኖን ህዝብን ብዝገበርዎ ቃልሲ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ጉጅለ ኣብ ደቡብ ጎንደር ልዑል ኪሳራ በፂሑዎ። ናይ ደቡብ ጎንደር ዞባ ዋና አማሓዳሪ ቀለምወርቅ ምህረቴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣትሌት ድርቤ ወልተጂን ታደሰ ታከለን ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሪ ኣምፂኦም Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 18 ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቱ ንኢትዮጵያ ዝወከሉ ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብርታት ተሳቲፎም። ኣብ ውድድር 1500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ደርቤ…