Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ፀገማት ንምቕራፍ ዘለዎ ቆራፅነት ዝነኣድ ኢዩ – ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ምብራቕን ደቡብን ቀጠና ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ምብራቕን ደቡብን ቀጠና ኣፍሪካ መሓመድ ማሊክ ፎል ተዛቲየን። ዘተኦም ድማ ኣብ እዋናዊን ሰብኣዊን ጉዳያት ከምኡ እውን ዘጋጠሙ ፀገማት…

ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ገንዘብ ንመከላከያ ሰራዊት ካብ 190 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ድጋፍ ገይሮም ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት…

ኣዲስ ኣበባ፣  17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ገንዘብ ንመከላከያ ሰራዊት ካብ 190 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ድጋፍ ገይሮም። እቶም ሰራሕተኛታት ካብ ወርሒ መሃየኦም ካብ 50 ክሳብ 100 ሚኒታዊ ንመክልኻል ሃገር ንምሃብ ከመዝወሰኑ ተገሊፁ። እኖታትናን ኣቦታትናን…

ኣምባሳደር ጀማል በክር ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ልምዓትን ባህሬን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በክር ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ልምዓትን ባህሬን ጀሜል ቢን መሓመድ ኣል ሁሜዳን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽ ጉዳያት ምዝታዮም ተገሊፁ፡፡…

ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣  17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንመከላከያ ሰራዊት ደም ከምዝለገሱ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኪነጥበብን ሰብ ሞያን ምንባር ዝኽእሉ ሃገር እንትነብር ኢዩ-ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ኦሮሚያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኪነጥበብን ሰብ ሞያን ምንባር ዝኽእሉ ሃገር እንትነብር ኢዩ ክብል ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ኦሮሚያ ገሊፁ። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ቢሮ ምስ ማእከል ባህሊ ኦሮሚያን ኣርቲስታት ኦሮሚያን ብምዃን ንሃገር መከላከያ ሰራዊት ሎሚ መዓልቲ ደም ለጊሶም።…

ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ገንዘብ ብናይ ሕሶት ሰነድ ንምውፃእ ዝፈተኑ ተጠርጠርቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ገንዘብ ብናይ ሕሶት ሰነድ ናብ ካሊእ ኣካውንት ብምዝውዋር ምዝበራ ንምፍፃም ዝፈተኑ ሰለስተ ተጠርጠርቲ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ ምድብ ኣራዳ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ መሰል ዋሕሶም ክኽበረሎም ንቤት…

ምስ እዋናዊ ኩነታት ተተሓሒዙ ዝግበር ስወራ ታክሲ ንምክልኻል እኹል ምድላው ተገይሩ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ከም ኣጋጣሚ ብምጥቃም ምጭብርባር ታክሲ ንምግባር ዝፍትኑ ዝተወሰኑ ትካላት ከምዘለዉ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ነዚ መሰረት ብምግባር ድማ እቲ ሚኒስቴር ምስ ምርመራ ቢሮ ፖሊስ ፌዴራልን ዓቃቢ ሕጊን ብምዃን ምጭብርባር ታክሲ…

መፃኢ ግዘ ሓምለዋይን ውሕስና ምገቢ ነረጋግፀሉን እዋን ክኸውን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዘሳለጥናዮም ስራሕቲ ሕርሻ እንተደጊምናዮ መፃኢ ግዘ ሓምለዋይን ውሕስና ምገቢ ነረጋግፀሉን እዋን ክኸውን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም…

ልዕሊ 21 ሚሊየን በር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 21 ሚሊየን በር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ናይ ጉምሩክ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ካብ ዝተትሓዙሎም መቆፃፀሪ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ሞያሌ፣ ሀዋሳን ኣዋሽን ቀዳምነት ዝሓዙ…

መምህራንን ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን ዩንቨርስቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣  17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መምህራንን ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ  ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም። እቶም ሰራሕተኛታት፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምድሓን ሀይወቱ እንትስውእ ንሕና እውን ብእንኽእሎ ኣብ ጎኑ ክንከውን ይገባእ ኢሎም። በዚ ድማ…