Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ድርቤ ወልተጂን ታደሰ ታከለን ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሪ ኣምፂኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 18 ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቱ ንኢትዮጵያ ዝወከሉ ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብርታት ተሳቲፎም። ኣብ ውድድር 1500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ደርቤ…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ንልኡኽ ኣባላት ፓርላማ ኬንያ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሊ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ጅግጅጋ ዝርከብ ጉጅለ ልኡኽ ኣባላት ፓርላማ ኬንያ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ንኣባላት ፓርላማ ኬንያ ኣብ ክልል ሶማሊ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዝተሳለጡ ስራሕቲ…

ናብ ዓፋር ጥሒሱ ዝኣተወ ጉጅለ ህወሓት ንምድምሳስ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ዓፋር ጥሒሱ ዝኣተወ ጉጅለ ህወሓት ካብ ዝኣተወሉ እንተይወፅአ ንምድምሳስ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኮማንደር መሓመድ ሰናይ ገሊፆም። ፍሉይ ሓይሊ ዓፋር ምስ ሰራዊት ክልል ዓፋር ብምውዳድ ናብቲ ክልል ጥሒሱ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞ ግፍዒ ዝኹንንን ሰልፊ ኣብ ዲግ ዲጋ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀበሌ ጋሊ ኮማ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈፀመ ግፍዒ ዝኹንንን ሰልፊ ኣብ ዲግ ዲጋ ተኻይዱ። ኣብ ክልል ዓፋር ዛባ ፊንቲ ረሱ ቀበሌ ዲግ ዲጋ ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ ተቓውሞ፥ በቲ ግብረ ራዕዲ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግዳያት…

ጉዕዞ ለውጢን ልምዓትን ኢትዮጵያ ብእኩይ ዕላማ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣይተዓናቐፍን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሐሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዕዞ ለውጢን ልምዓትን ኢትዮጵያ ብእኩይ ዕላማ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዘይተዓናቐፍ ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ሓይሊ ኣየር ኮሎኔል ተሾመ በዳዳ ገሊፆም። ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ንዝስልጥኑ ምልምል ወታደራት፥ ኣባላት ጉጅለ ኪነ-ጥበብ…

ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ምግቢ፣ ናውቲን ክዳውንቲን ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ሓገዝ ዝገበረ ተምሃሮ፣ መምህራን፣ ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን…

ጉጅለ ልኡኽ ኣባላት ፓርላማ ኬንያ ናብ ጅግጅጋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሮፌሰር መሓሙድ መሓመድ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣባላት ፓርላማ ኬንያ ናብ ጅግጅጋ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅግጅጋ እንትበፅሕ፥ ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሊ ኣይተ ኢብራሂም ኢስማን፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሊ መለው…

ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ህወሓት ካብ ምምካት ሓሊፉ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ሃገርና ክብ መጥቃዕቲ ንምሕላው ቁርፀኛ ኢና – ምልምል ወታደራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ህወሓት ካብ ምምካት ሓሊፉ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ሃገርና ክብ መጥቃዕቲ ንምሕላው ቁርፀኛ ኢና ክብሉ ኣብ ቤት ትምህርቲ ማእኸል መሰልጠኒ ሰራዊት ቡልቡላ ዝርከቡ ምልምል ወታደራት ተዛሪቦም። ኣብቲ ማእኸል መሰልጠኒ ዝርከቡ…

ዩኒቨርሲቲ ቀብሪደሃር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ቀብሪደሃር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ካብዚ ብተወሳኺ 3 ሚኢቲ ኣጣል ኣረኪቡ። ሓላፊ ኣገልግሎት ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ቀብሪደሃር ኣይተ ዳንኤል ግርማ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ክሳብ ዝድምሰስ…

ናብ ግምባር ንዝዘምቱ ኣባላት ማሕበር ገባሪ ሰናይ ፍቅር ያሸንፋል ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህልውና ሃገር ንምኽባር ኣብ ግምባር ንምስላፍ ድሉዋት ዝኾኑ ኣባላት ማሕበር ገባሪ ሰናይ ፍቅር ያሸንፋል ምፍናው ተገይሩሎም። መስራቲን ዋና መካየዲ ስራሕን እታ ማሕበር ኣይተ ምስባህ ከድር፥ ከም ካልኦት ማሕበራትን ዓበይቲ ዓዲን ዕርቂ ክወርድን ኩሉ…