Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ግምባር ራያ ንዝተሰለፈ ሰራዊት ምክልኻል 18 ሰንጋታት፣ 122 ኣባጊዕን 7 ኣጣልን ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ጃማን ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ባሶና ወረናን ከምኡ እው ከተማ ደሴ ኣብ ግምባር ራያ ንዝተሰለፈ ሰራዊት 18 ሰንጋታት፣ 122 ኣባጊዕን 7 ኣጣልን ሓገዝ ኣበርኪቶም። ምክትል ኣዛዚ ማእኸላይ እዚ ንሎጂስቲክስ ብ/ጀ ሻምበል…

ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ንወፍሪ ህልውና ልዕሊ 85 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ንወፍሪ ህልውና ልዕሊ 85 ሚሊየን ብር ሓገዝ ብምግባር ህዝባዊ ደጀንነቱ እናርአየ ከምዝኾነ መተኣኻኸቢን መተሓባበሪን ሓገዝ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ብግብረ ራዕዲ ትህነግ ተንካይነት ከም ሃገር ዘጋጠመ ፈተና ንምውፃእ ህዝቢ እቲ…

ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 5 ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ። ሓላፊ ዘፈር ቁፅፅር ትራፊክ መምህርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኮማነድር ዑመር ከራሞ ንጣቢያና ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ ክልተ ናይ ፅዕነት መኻይን ዕንፀይቲ…

ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 12 ነጋሰ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መዕፀዊ ውድድር፥ ኢትዮጵያ ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ፣ ብ1500…

378 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

<span;>ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)378 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። <span;>ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል…

ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ብ800 ሜትረ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ኣያል ሜዳልያ ወርቂ ኣሸኒፋ

ኣዲስ ኣበባ፣  15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ብ800 ሜትረ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ኣያል ሜዳልያ ወርቂ ኣሸኒፋ። ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ኣብ ዝካይድ ዘሎ እቲ ውድድር ኣትሌት ኣያል ዳኛቸው ብ2:02.96 ብዝኾነ ሰዓት ቀዳመይቲ ብምውፅኣ ኢያ እቲ…

ንህዳሰ ግድብ ካብ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ ዳያስፖራ ኣባላት ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዳሰ ግድብ ካብ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ ዳያስፖራ ኣባላት 1 ነጥቢ 757 ሚሊየን ዶላር ተኣኪቡ። በዓል ሙሉእ ስልጣን አምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍጹም አረጋ÷ እቲ ዝተኣከበ ገንዘብ ኣብ ባንኪ ሒሳብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣታዊ ከምዝኾነ…

ፍሪያት ግብርናና ብምጥንኻር፣ ብምግቢ ዓርስና ናብ ምኽኣል እናተፀጋዕና ክንከይድ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፍሪያት ግብርናና ብምጥንኻር፣ ብምግቢ ዓርስና ናብ ምኽኣል እናተፀጋዕና ክንከይድ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያውያን ብሓባር ብምዃን ብዙሕ…

ጁንታ ኣብ ዓፋር ኪልባቲ ረሱ በራህሌ ወረዳ ዳግማይ ሸሊኹ ብምእታው ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጁንታ ኣብ ዓፋር ኪልባቲ ረሱ በራህሌ ወረዳ ዳግማይ ሸሊኹ ብምእታው ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ ፈፂሙ ክብል መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ መጥቃዕቲ ንምምካት ናይ ዓፋር ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ግቡእ ምላሽ ብምሃቦም እቲ…

ኣሸባሪ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ምዕራብ ኣሩሲን ቦረናን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣  15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ምዕራብ ኣሩሲን ቦረናን ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ናይቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተግባራት ዘውግዙ መፈክራት ተሰሚዖም። ናይ ግብረ ራዕዲታት ሸኔን ህወሓትን ጥምረት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተገበረ ስምምዕነት ብምዃኑ ዕድመኦም…