Fana: At a Speed of Life!

ኣሸባሪ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ምዕራብ ኣሩሲን ቦረናን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣  15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ምዕራብ ኣሩሲን ቦረናን ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ናይቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተግባራት ዘውግዙ መፈክራት ተሰሚዖም። ናይ ግብረ ራዕዲታት ሸኔን ህወሓትን ጥምረት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተገበረ ስምምዕነት ብምዃኑ ዕድመኦም…

ዘመናዊ ናይ ደም ናሙና መመርመሪን ናይ ደም ዓይነት መፍለዪን ማሽናት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣  15 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዘመናዊ ናይ ደም ናሙና መመርመሪን ናይ ደም ዓይነት መፍለዪን ማሽናት ተመሪቖም። እቲ ማሽን ብሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ደም ባንኪ ኣይተ ያረጋል ባንቴ ብዕሊ ተመሪቑ። እቲ ማሽን ምምራቑ፥ ዘመናዊ፣ ፅሬት…

ናይ ህወሓት ሌ/ኮ ገብረህይወት በጋሳይ ኣብ ግንባር ኢዱ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህወሓት ሌ/ኮ ገብረህይወት በጋሳይ ኣብ ግንባር ብዝበፅሖ ከቢድ ክሳራ  ንመከላከያ ሰራዊት ኢዱ ሂቡ። ሌተናል ኮሎኔል ገብረህይወት ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን 4 ዝተፈላለዩ መታወቂያታት ሓዊሱ ብሓሽሽ ዝተለወሱ ብስኩታት ሒዙ ከምዝተረኸበ ካብ ኣምሓራ…

ደባርቕ ዩኒቨርስቲ 875 ተምሃሮ ኣመሪቑ ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደባርቕ ዩኒቨርስቲ ንካልኣይ ግዘ ብስሩዕ መርሃ ግብዲ ዘሰልጠኖም…

ኣዲስ ኣበባ ፣  15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደባርቕ ዩኒቨርስቲ ንካልኣይ ግዘ ብስሩዕ መርሃ ግብዲ ዘሰልጠኖም 875 ተምሃሮ ብቐዳማይ ዲግሪ ኣመሪቑ። ፕሬዝዳንት እቲ ዩኒቨርስቲ ዶክተር ጀጃው ደማሙ፥ ተመረቕቲ ተምሃሮ በዝተፈላለዩ ፀገማት ከይተበዳህኹም ንምረቓ ምብቃዕኹም እንኳዕ ደስ በለኩም…

ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሃገር ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣  15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሃገር ምክልኻል ሃገር 230 ሚሊየን ብር ዝፅጋዕ ገንዘብ ድጋፍ ገይረን። ናይ ሃገር ህልውና ንምቕፃል ደምን ዓፅምን እናገበረ ዘሎ ሰራዊት ደጀን ብምዃን ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ልምዓት…

 “ኣነ እውን ንሃገረይ ወታደር ኢየ” ብዝብል ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድገፍ ጉያ ኣብ ሶዶ ከተማ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)  “ኣነ እውን ንሃገረይ ወታደር ኢየ” ብዝብል ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድገፍ ጉያ ኣብ ሶዶ ከተማ ተኻይዱ። ናይ ደቡብ ክልል ስፖርት ኮሚሽን ምክትል ኮሚሽነር ኣይተ ብሩ ቡናሮ፥ ዕላማ እቲ ጉያ ሃገርና ካብ ሓያላን ሃገራት ወፃኢ ካብ ውሽጢ…

ኣብ ጋሊ ኮማ ኣብ ልዕሊ ንፁሀን ዝበፅሐ ጭፍጨፋ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ሚሌ ከተማ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋሊ ኮማ ኣብ ልዕሊ ንፁሀን ዝበፅሐ ጭፍጨፋ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ሚሌ ከተማ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ጉጅል ራዕዲ ህወሓት ኢትይጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ዘሎ ምፍጭርጫር ከምዘይሳኻዕ ናይ ዓፋር ህዝቢ ብሓድነት ነቲ ጉጅለ ራዕዲ ንምጥፋእ ከምዝሰርሕ…

ዋልያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 15 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይድ ኢዩ። እቲ ጋንታ ብኣተኣናጋድነት ኳታር ንዝካየድ 2022 መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ኣብ ምድብ 7 ምስ ጋና፣ ዚምቧቡዌን ደቡብ ኣፍሪካን ምምዳቡ ይፍለጥ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ስድራ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ጀርመን ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ጉዲና ኣቶምሳ ቤተ ክርስትያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ስድራ ሓገዝ ተገይሩ። አቲ ምምሕዳር ንስድራ 8 ህይወቶም ዝሰኣኑ ነበርቲ ኢዩ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሰጠማ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሰጠማ ሎሚ መዓልቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ጋቲራ ተባሂላ ኣብ ትፅዋዕ ከተማ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን እታ ወረዳ ኣይተ ሑሴን በድሩ ተዛሪቦም፡፡ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ማእኸል መናእሰይ…