Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንበዓል ትንሳኤ ዘመሓላለፎ መልእክቲ መግለፂ ሰናይ ትምኒት

ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንዃዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም! በዓል ትንሳኤ እየሱስ ክርስቶስ ወዲ ሰብ ካብ ኣዳም ዝወረሶ ዕዳ ሓጢያት ንምድምሳስ ንሞት ስዒሩ ዝተለዓለሉ በዓል ከምዝኾነ ብሰዓብቲ እምነት ብፅኑዕ ይእመን። ትንሣኤ ውድቀት፣ ስዕረት፣ ተስፋ ምቑራፅን ባርነትን…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንበዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ክብሉ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ እንዃዕ ንበዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም! እዙይ ቅዱስ በዓል ናይ…

ትንሳኤ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስፍሕፋሕ ተጀሚሩ -ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትንሳኤ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስፍሕፋሕ ተጀሚሩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ንበዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ መግለፂ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ…

ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ትንሳኤ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ መግለፂ ሰናይ ትምኒት

‹‹ንኹሉኹም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንዃዕ ንጎይታና ንእየሱስ ክርስቶስ በዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና!!! በዓል ትንሳኤ እየሱስ ክርስቶስ ብደሙ ሓጥያት ደቂ ሰባት ንምንፃህ ዓርሱ ኣሕሊፉ ብምሃብ ፍቕሩ ብመስቀል ገሊፁ ሞይቱ ንደቂ ሰባት ምሕረት ዝሃበን ሞት ዓወት ገይሩ ብምልዓል…

በዓል እንትነኽብር ዝዓረቑ ብምኽዳን፤ ዝጠመዩ እናብላዕና፤ ዝፀምኡ እናስተና ክኸውን ይግባእ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል እንትነኽብር ዝዓረቑ ብምኽዳን፤ ዝጠመዩ እናብላዕና፤ ዝፀምኡ እናስተና ክኸውን ይግባእ ክብሉ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ሰርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣገንዚቦም፡፡…

ህዝበ ክርስትያን በዓል ትንሳኤ ብሓድነትን ምርድዳእን ከብዕልዎ ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ህዝበ ክርስትያን በዓል ትንሳኤ ብሓድነትን ምርድዳእን ብሓደ ኾይኖም ከብዕልዎ ከምእግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም፡፡ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወጨጌ ዘመንበረ…

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም ሰናይ ትምኒት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ:- እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ እየሱስ…

ኣብ ድሬዳዋ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና ካብ ስግደት ንዝምለሱ ክርስቲያን ምዕመናን መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና ካብ ስግደት ንዝምለሱ ክርስቲያን ምዕመናን መኣዲ ኣካፊሎም፡፡ በዓል ስቕለት ሎሚ መዓልቲ ካብ ወጋሕታ ጀሩ ኣብ ድሬዳዋ ብዝርከቡ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብስግደት፣ ብዝማሬ፣ ብፀሎትን ብንስሃ ተዘኪሩ…

ካብ ስቕለት ንመሃሮ ይቕሬታ ምግባር፣ ትሕትናን ምክብባርን ኢዩ – ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌል

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ንመሃሮ ይቕሬታ ምግባር፣ ትሕትናን ምክብባርን ኢዩ ክብሉ ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌል ገሊፆም፡፡ በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት…

ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ደቡብ ሱዳን መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ሓዱሽ ምስ ዝተሸሙ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ሱዳን መንዳይ ሰማያ ኩምባ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዘለዉ ትኹረት ዝጠልቡ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ብምድሃብ…