ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርባዕተ ስምምዓት ኢትዮጵያን ቱርኪን Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ኣርባዕተ ስምምዓት ተፈራሪመን። ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቱርኪን 125 ዓመት ዝሓለፎ እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ኣርባዕተ ስምምዓት ብምፍርራም ተዛዚሙ። ንሳቶም እውን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮረና ብዘደንግፅ ኩነታት ይስኽ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብዘደንግፅ ኩነታት እናወሰኸ ከምዝኾነ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት፥ ‘‘መዓልታዊ ምልክታት መጠንቀቕታ እናመሓላለፍን እንተኾንና እውን ኣብ ሕብረተሰብ ዘሎ ምዝንጋዕን ዝርገሐ እቲ ለበዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንኑ ሰልፊታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ግብረ ራዕዳውያን ንምኹናን ዝወፅኡ ሰልፈኛታት ህወሓትን ሸኔን ዝገበሩዎ ጥምረት ተቐባልነት የብሉን ክብሉ ኮኒኖም። እቶም ነበርቲ ግብረ ራዕዳውያን ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገበሩዎ ስምምዕነት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጨለንቆ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ብተሾመ ሀይሉ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ስፓርት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፋፃመ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ይግበረሎም Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉያ መበል 18 ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሉኡ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፉሎም ናይ ፍፃመ ውድድራት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ብ500 ሜትሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ ንዝተበበረሎም ኣቀባብላ ኣመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪ ንዝተበበረሎም ድሙቕ ኣቀባብላ ኣመስጊኖም። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቱርኪን ዝተገበሩ ስምምዕነታት ናይ ክልቲአን ሃገራት ርክብ ብዝበለፀ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም። ቱርኪ ኣብ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቱርክን ብወታደራዊ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ብወታደራዊ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ናይ መከላከያ ሚኒስትር ዶክተር ቀነአ ያደታ ምስ ናይ ቱርኪ መሰተኦም ፊርመኦም ኣንቢረሙሉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ ኦነግ ሸኔ ንምውጋዝ ዓሊሞም ሰልፊ ንዘካየዱ ነበርቲ ምስግና ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኦነግ ሸኔ ንምውጋዝ ዓሊሞም ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታትን ዞባታትን ሰልፊ ንዘካየዱ ነበርቲ ምስግና ኣቕሪቡ። ነባሪ ናይ ኦነግ ሸኔ ናይ ጥፍኣት ተግባርን ክፉእ ኣተሓሳስባን ብምግንዛብ እኹል ዝግጅት ብምግባር ምውጋዙ፥…
ስፓርት ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ኣብ ቶኪዮ ፓራ ኦሊምፒክ ንዝሳተፉ ልኡኻት ምፍናው ገይረን Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቶኪዮ ፓራ ኦሊምፒክ ንዝሳተፉ ልኡኻት ምፍናው ገይረን። እተን ፕሬዚዳንት ጉዱእ ኣካል ምዃን መንኣስ ዘይምዃኑ ሓቢረን። ናይ ሃገሮም ሰንደቕ ዓላማ ልዕል ኢላ ንክትውልብለብ ንክገብሩ ዘለወን ትምኒት ገሊፀን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪ ናይ እንኳዕ ደሓን መፅኡ ኣቀባብላ ተገይሩሎም Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪ ናይ እንኳዕ ደሓን መፅኡ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብታ ሃገር ዘቕንዑ እንትኾኑ፥ ብፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።…