Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ  ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ናይ ዓለም ናይ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ  ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ። እቲ ሜዳሊያ ብኣትሌት ታደሰ ወርቁዝተረኸበ እንትኸውን፥ ብኻሊእ ኢትዮጵያዊ…

ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ  ምስ ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚን ንግድን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣  13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ  ምስ ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚን ንግድን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሚኒስትር ያንግ ይሃንግ ተዛቲየን። እተ ዘተ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ዘተኮረ ከምዝነበረ ካብቲ ሚኒስቴር…

ኣፍሪካውያን ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ምስላፍኩም ነመስግን-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን እትድግፉ ዘለኹም  ኣፍሪካውያን የሕዋትን ኣሓትን፣ መራሕቲን ምሁራንን ኣብጎንና ደው ብምባልኩም ነመስግን ክብሉ ቀዳማይ   ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ልክዕ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ታሪካዊ ቃልሲታት ውሽጢ ምስ ካልኦት ጎኒ ደው…

ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ምልክት ቋንቋ ኣብ ስራሕ ቋንቋ ክተካትት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ካብ ቋንቋታት ስዋሂሊ፣ ሊንጋላ፣ ኪቱባን ቹሉባን ብተወሳኺ ምልክት ቋንቋ ኣብ ስራሕ ቋንቋ ንምክተካትት ከምዝተለመት ኣፍሊጡ። እቲ ምልክት ቋንቋ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ኣካቲታት ንመሃብ ከምዝሓሰበት እውን ተገሊፁ፡፡…

ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ንሰራዊት ምክልኻል ስንቂ ኣዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን ዋና ቤት ዕዮን ተፀዋዕቲ ትካላትን ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ንሰራዊት ምክልኻል ስንቂ ኣዳሊዮም። ኣብቲ ምድላው ስንቂ ዝተረኸባ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ ኣብ ቀፃሊ ክሳብ ግምባር ብምኻድ ንሰራዊት…

ህይወቱ እናሀበን ዋጋ እናኸፈለን ዘሎ ሰራዊት ደምና ክንህብ ኢና – ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 35 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሰ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ…

ሚኒስቴር ምክልኃል ቻይና ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ ንሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ ዝኸውን 200 ሺሕ ዶዝ ሲኖቫክስ ንሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ን150 ሺሕ ሰባት ሙሉእ ክታበት ንመሃብ ዘኽእል ከምዝኾነ ተወካሊ ሓላፊ መምርሒ ምምዕባል ጥዕናን ምክልኻል…

መተሓላለፊ ቦታታት ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ካብቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናፃ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መተሓላለፊ ቦታታት ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሽዋ፣ ክልል ዓፋር ዞባ ሰለስተን ፍሉይ ወረዳ ማሕበረሰብ ኣርጎባን ዝርከቡ መተሓላለፊ ከባቢታት ካብ ስግኣት ናፃ ንምግባር ብምውዳድ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኣመራርሓታት እተን ዞባታት ኣፍሊጦም። ካብ ፌዴራልን…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኦን ላይን ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብኦን ላይን  ምሃብ ከምዝጀመረ ሎሚ መዓልቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብን ዓለም ለኸ ትካላትን ዝህቦም ኣገልግሎታት ቪዛ ሓዊሱ ካልኦት ኣገልግሎታት ብኦንላይን ምሃብ ከምዝጀመረ ሚኒስተር…

ጣቢያ ፍተሻ ሞያሌ ሓበራዊ ምትእስሳር ንግዲ ንኽድንፍዕ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣቢያ ፍተሸ ሞያሌ ሓበራዊ ምትእስሳር ንግዲ ክልቲአን ሃገራት ንኽድንፍዕ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ከምዝርከብ ተገሊፁ። ኣብዚ ዓመት ወርሒ ሕዳር ተመሪቑ ዝተኸፈተ ሓበራዊ ፍተሸ ጣቢያ ኢትዮጵያን ኬንያን፥ ማሕበረሰብ ንግዲ ዝተቐላጠፈ ኣገልግሎት…