ጣቢያ ፍተሻ ሞያሌ ሓበራዊ ምትእስሳር ንግዲ ንኽድንፍዕ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ከምዝርከብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣቢያ ፍተሸ ሞያሌ ሓበራዊ ምትእስሳር ንግዲ ክልቲአን ሃገራት ንኽድንፍዕ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ከምዝርከብ ተገሊፁ።
ኣብዚ ዓመት ወርሒ ሕዳር ተመሪቑ ዝተኸፈተ ሓበራዊ ፍተሸ ጣቢያ ኢትዮጵያን ኬንያን፥ ማሕበረሰብ ንግዲ ዝተቐላጠፈ ኣገልግሎት…