ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓርቢ ስቕለት ብኣስተንህሮ ክርስትና:- Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 "ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣዳምን ንኩሎም ደቁን ቤዛ ኮይኑ ኣብ ልዕሊ መስቀል ተሰቒሉ ዝወዓለላ ዕለት ኢያ እሞ ማቴ ፳፯፥፴፭ ዓርቢ ስቕለት ትበሃል። ሰናይ ዓርቢ እውን ትበሃል፡- ቅድሚ ስቕለት ኢየሱስ ብፍላይ ድማ ብሕጊ ሮማውያን ምልክት መቕፅዒ ገበኛታት ዝነበረ መስቀል ብደሙ ቀዲሱ ናይ ምሕረት፣ ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምትሕስሳብ ዘለና ተኻፊልካ ናይ ምንባር ባህልና ብዝበለፀ ክነጠናኽር ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ባህሊ ምግባርን ብዝበለፀ ምጥንኻርን ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ካብ ምሕላው ሓሊፉ ታሪኽ ናይ ምሕዳስ ተግባራትና ኣጠናኺርና ክንቀፅል ኢና – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ካብ ምሕላው ሓሊፉ ታሪኽ ናይ ምሕዳስ ተግባራትና ኣጠናኺርና ክንቀፅል ኢና ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ዋና ኣዛዚ ልዕሊ 37 ዓመት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይዝከር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታታት ይዝከር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ብኢትዮጵያ ፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌልን ተኸተልቲ እቲ እምነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ልቀት ካርበን ዜሮ ንምብፃሕ ዘኽእሉ ስራሕቲ ተካይድ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ለውጢ ከባቢ ኣየር ንምክልኻል ኣብ 2050 ልቀት ካርበን ዜሮ ንምብፃሕ ተሊማ ጠመተ ሂባ እናሰርሐት ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጉባኤ ቬይትናም 2025 ፒ4ጂ ኣብ ዘስምዕዎ ዘረባ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቬይትናም ዝተኻየደ ዕላዊ ዑደት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ምትሕብባር ንምጥንኻር ስምምዕነት ተገይሩ – ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቬትናም ዝተኻየደ ዕላዊ ዑደት ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ፣ ኢኮኖሚ፣ ንግድን ኢንቨስትመንት ርክበን ንምጥንኻር ዝኽግዙ ስምምዕነት ምክያዶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስተር ኣብ ቬይትናም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማክሮ ኢኮኖሚ ምምሕያሽ ንዓውዲ ኢንቨስትመንት ዓብዪ ዕድል ዝከፈተ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Apr 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማክሮ ኢኮኖሚ ምምሕያሽ ንዓውዲ ኢንቨስትመንት ዓብዪ ዕድል ዝከፈተ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም÷ ሎሚ ኣብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ተረኺቦም ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ካብ መንግስቲ ጅቡቲ ሽልማት ሜዳሊያ ተበርኪቱሎም mizan mekonen Apr 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ብኣምባሳደርነት ዘገልገልሉ ‘ጁን 27 ኦፊሰር ዳንስ ላሬድ’ ዝተብሃለ ናይታ ሃገር ዲፕሎማሲ ናይ ክብሪ ሜዳሊያ ካብ መንግስቲ ጅቡቲ ተቐቢሎም፡፡ ኣምባሳደር ብርሃኑ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ፕሮጀክት ሕቡራት መንግስታት ዘትዮም mizan mekonen Apr 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ፕሮጀክት ሕቡራት መንግስታት ጆርጅ ሞሪኤራ ዳ ሲልቫ ዘትዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ስላሴ ኣብቲ እዋን÷ እቲ ቤት ፅሕፈት መንግስቲ ኣብ ዝፍፀሙ ዝተፈላለዩ ኣሰራርሓታት…
ቢዝነስ ውፅኢት ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ኮይኑ mizan mekonen Apr 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውፅኢት ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ከይዲ እቲ ጨረታ 26 ባንክታት ዝተሳተፉ እንትኸውን፥ በዙይ እውን ሸርፊ ወፃኢ ንሓደ ዶላር ኣሜሪካ ማእኸላይ 131 ነጥቢ 4961 ብር ኮይኑ ምምዝጋቡ ተገሊፁ።…