ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝፍጠሩ ዕድላትን ስግኣታትን ብምምዛን ረብሓ ሃገር ንምዕባይ ምስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ mizan mekonen Apr 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት ናይ ትሽዓተ ኣዋርሕ ሃገራዊ ኣፈፃፅማ ትልሚ ፀብፃብ ቀሪቡ ዘተ ተካይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ፀብፃብ ዘቕረቡ ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፍፁም ኣሰፋ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ን446 ዓቕመ ደካማን ተለዓልቲ ልምዓትን መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን mizan mekonen Apr 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ን446 ዓቕመ ደካማን ተለዓልቲ ልምዓትን መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ከባቢ 22 ዝተሃነፀ በዓል ኣርባዕተ ደብሪ ህንፃ ብዓል ፋሲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ሰላምን ድሕንነትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘትየን mizan mekonen Apr 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ምስ ውሽጢ ሃገር ምቁፅፃር መዐወኒ ሓሽሽ ሚኒስትር ፓኪስታን ሰይድ ሞሀሲን ናክቪ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባረን ንምዕባይ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ተሃድሶን መሊስካ ምጥያሽን ነበር ዕጡቓት ዳግማይ ስልጠና ጀሚሩ mizan mekonen Apr 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ተሃድሶን መሊስካ ምጥያሽን ነበር ዕጡቓት ዳግማይ ስልጠና ጀሚሩ፡፡ ሕብረት ኣፍሪካን ትካላት ዓለም ለኸ ተዓዘብቲን ተወከልቲን ንነበር ዕጡቓት ክልል ትግራይ ዝውሃብ ተሃድሶን መሊስካ ምጥያሽን ከይዲ ስልጠና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ዘኽበሩ ዕውት ስራሕቲ ተሳሊጦም- ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው mizan mekonen Apr 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ዘኽበሩ ዕውት ስራሕቲ ምክያዶም ውሃቢ ቃል ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣፍሊጦም፡፡ ኣምባሳደር ነብያት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ÷ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣብ ዓውዲ ፖለቲካን ኢኮኖሚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ 5ይ ኣኼባ ፒ4ጂ ንምስንዳእ ሽግ ብምርካባ ኩርዓት ይስመዓ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ 2027 ዓ.ምፈ ዝካየድ ሓምሻይ ኣኼባ ፒ4ጂ ንምስንዳእ ሽግ ብምርካባ ኩርዓት ይስመዓ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ÷ኣኼባ ሀኖይ ሓምሻይ ይኹን እምበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ፍኖተ-ካርታ ስርዓት-ምግቢ ኣሰናዲኣ እናተግበረት ከምትርከብ ተገሊፁ mizan mekonen Apr 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)” ዘላቒን ንህዝቢ ማእኸለ ዝገበረ ሓምለዋይ ስግግርን ”ብዝል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ዘሎ 2025 ፒ4ጂ ቬይትናም ጉባኤ ኢትዮጵያ ተመክሮ ስርዓተ ምግባ ኣካፊላ፡፡ ምስ ሓምለዋይ ለውጢ ዝተዋደደ ዘላቒ ስግግር ስርዓት -ምግቢ ብዝምልከት መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ብናይ ሓሶት ብር ኖት ከይታለል ጥንቃቐ ክገብር ተሓቲቱ mizan mekonen Apr 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማሕበረሰብ ብናይ ሓሶት ብር ኖት ከይታለል ኣብ እዋን ዕድጊት ግቡእ ጥንቃቐ ክገብር ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ÷ ኣብ እዋን በዓል ዝፍፀሙ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነት ክሽርሽሩ ዝኽእሉ ናይ ጎንፂ መበገሲታት ምፍታሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሐረ በጀት ዓመት ሚኒስቴር ሰላም ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ፤ ትካላዊ ሪፎርምንና ዓቕሚ ምፍፃምን ኣብ ምድንፋዕ፣ ዘላቒ ሰላም ምህናፅ፣ ናይ ሓባር ያታ ኣብ ምስራፅ፣ ጎንፂ ኣቐዲምካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቃልሲ ኢትዮጵያ ዘመትቲ ኮሪያ ንወለዶ ክቕፅል ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ሕድሳት ዝኽሪ ሓወልቲ፣ ሙዚየምን ከምኡ እውን ኣዳራሽ ኢትዮጵያ ዘመትቲ ኮሪያ ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ዘኹርዕ ቃልሲ ኢትዮጵያውያን ዘመትቲ ኮሪያ ክብሩ ተሓሊዩ ንትውልዲ ክመሓላለፍ እቲ ሓወልቲ ዘመትቲ ንታሪኹ ብዝምጥን መልክዑ ሕድሳት…