Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣውሮፓ ኣኒት ዌበርን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርጫ ብሰላም ምዝዛሙ ኣብሪሆም። ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት…

ፖሊስ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓራፋ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰላም ከምዝተኸበረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓራፋ) ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሸን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ብዙሓት ሰዓብቲ እምነት እስልምና ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባን ዙርይኡን ኣብ ዝርከቡ ጎደናታት…

በዓል መስዋእቲን ሓድነትን ብምዃኑ ትእዛዝ ፈጣሪ ምኽባር ይግባእ-ሓጂ ሱልጣን ኣማን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዓረፋ በዓል መስዋእቲን ሓድነትን ብምዃኑ ትእዛዝ ፈጣሪ ምኽባር ካብ ምእመናን ትፅቢት ከምዝግበር ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ ሓጂ ሱልጣን ኣማን ተዛሪቦም። መበል  1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣል አደሃ (ዓረፋ)…

ናይ ሎሚ ስራሕና ኣብ ገዛና ዘሎ ሕሩድ ሓዊሱ ንኻልኦት ወገናት ብምክፋል እንዝክሮ ኢዩ – ሓጂ ሙፍቲ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ስራሕና ኣብ ገዛና ዘሎ ሕሩድ ሓዊሱ ንኻልኦት ወገናት ብምክፋል እንዝክሮ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ  ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። ሰዓብቲ እምነት እስልምና መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣእ…

መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 442 መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብድምቀት ካብ መንጎ ዝኽበረሎም ሃገራት ስዑዲ ዓረብ ተረቋሒት እንትትኮን፥ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ካብ ዝተፈላለዩ…

መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ መላእ እዛ ሃገር  ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 442 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን፥ “ብርቱዓት ኢትዮጵያውያን ዘለዎም ውሽጣውን ግዳማውን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ግድብና…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንዒድ ኣል ኣድሃ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 442 ዓመተ ሕጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ብሰላም ኣብፀሐኩም አብፀሐና ክብሉ ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። እቲ በዓል ናይ ምትሕግጋዝን መስዋእቲን በዓል…

በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ንክዛዘም ኣድላዪ መድላው ከመዝገበረ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ንክዛዘም ኣድላዪ መድላው ከመዝገበረ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝግበር ስነ ሰርዓት ስግደት ክሳብ ዝዛዘም ካብ ንጎሆ ሰዓት 11 ጀሚሩ ዝተወሰኑ…

ነበር ቀ/ሚ ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማሪያም ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ነበር ቀ/ሚ ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማሪያም ደሳለይ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም። ኣይተ ሃይለማሪያም፥ “ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን፣ ኣመራርሓ እቲ ግድብ፣…