Fana: At a Speed of Life!

ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ፍሉይ መዓልቲ ብስራት ዓወት ኢትዮጵያ ኢዩ-ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ፍሉይ መዓልቲ ብስራት ዓወት ኢትዮጵያ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም። እቶም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ንግዜኢ ኣብ ዝሃብዎ…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሃ  ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንመበል 1 ሺሕን 142 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ  ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር፣ ጋምቤላ፣ ሃረሪ፥ ንመላእ ማሕበረሰብ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን…

ዝተፈላለያ ሚኒስትራት ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሚኒስትራት ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን። ሚኒስትር ጥዕና  ዶክተር ሊያ ታደሰን ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኣባይ…

ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ምዝዛሙ ብሓድነት ዓወት ምሕፋስ ከምእንኽእል ዘርእይ ኢዩ-ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ምዝዛሙ ብሓድነት ዓወት ምሕፋስ ከምእንኽእል ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ገሊፆም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ፣ ጋምቤላን ሃረሪን፥ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንዒድ ኣል ኣድሃ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንዒድ ኣል ኣድሃ( ዓረፋ በዓል)  ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢለን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፀን፥ “እቲ በዓል ሰላምን ምዕባለን ኢትዮጵያ ዝሕሰበሉ፣…

ኣብ ቃላይ ጣና 13 ሰባት ኣሳፊራ ካብ ዝተሰወረት ጃልባ ኣስክሬን 7 ሰባት ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ማእኸል ጎንደር ወረዳ ደንቢያ 13  ሰባት ኣሳፊራ ኣብ ቀላይ ጣና ዝተሰወረት ጃልባ ተሳፊሮም ናይ ዝነበሩ ሸውዓተ ሰባት ኣስክሬን ተረኺቡ። ምኽትል ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኮማንደር ቸርነት ኣስማረ፥ እታ ጃልባ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥  ኢትዮጵያ…

ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ መጠን ማይ ኣባይ ፅዕንቶ ኣይፈጠረን – ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ መጠን ማይ ኣባይ ፅዕንቶ ኣይፈጠረን ክብሉ ዋና ዳይሬክተር  ሓፅቢ  ኣል-ሩሳሬስ ሱዳን ሓሚድ ሞሓመድ ዓሊ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ እንተጀመረት እውን ኣብ…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን መክትል ከንቲባ ኣብ መልእኽተን፥ ሓቂ ሒዝና ብናይ ባዕልና ዓቕሚ…

ኣይተ ደመቀ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ደመቀ፥ ሕቶ ምልማዕ ሃገርና…