ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽ ክልል ሶማሌ ስሩዕ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ክልል ሶማሌ 5 ዓመት መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ኣብ መበል 12 ስሩዕ ቃለ ጉባኤ ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ዛዕባታት ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ…
ስፓርት ኣብ ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ኡጋንዳን ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራውያን ጋንታታት ኡጋንዳን ኮንጎን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ 0 ን 0 ማዕረ ተፈላሊየን። ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ትማሊ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ከምዝተጀመረ ይፍለጥ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ወርሒ ተኣኪቡ። ኣብቲ ክልል ካብ 27 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ፅዋዕ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ፃንሒቱ ዛዚሙ ንምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ተረኪቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ናብ ግምባር ብምዝማት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ማሕበር ተመለስቲ ሰራዊት ምክልኻል ከተማ ባህርዳር ወፍሪ ህላወ ኣመልኪቱ ልዝብ ኣካይዱ። ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ኣብ እንጦጦ ፈልሲ ተኺሎም Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላትንኣመራርሓታትን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ እንጦጦ ፈልሲ ተኺሎም። “ንዑ ንኢትዮጵያ፤ ንኣዲስ ኣበባ ሓምለዋይ ንኽደና” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ምኽንያት ብምግባር ኢዮም ፈልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሰብ ሞያን ሰራሕተኛታትን ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሰብ ሞያን ሰራሕተኛታትን ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ምሕዝነት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ጀርመንን እንግሊዝን ዑደት ስራሕ ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2021 0 አዲስ አበባ ፣ ሐምሌ 11፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ጀርመንን እንግሊዝን ዑደት ስራሕ ኣካይደን። እተን ሚኒስትር ንምክትል ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ሚጉዌል በርገርን ንሚኒስተትር ጉዳያት ኣፍሪካ እንግሊዝ ጄምስ ዱድሪጅ ከምኡውን ካልኦት ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር ዝኸፈቶ ኩናት ከምዝቃወሙ ኣብ ሎግያ ዝነብሩ ተጋሩ ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንህዝቢ ዓፋር ዝኸፈቶ ኩናት ከምዝቃወሙ ኣብ ሎግያ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም። እኩይ ተግባር ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ዝወፁ ነበርቲ ሎግያ ተወለድቲ ትግራይ “እቲ ጁንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝገጠመና ፀለኢ ነቀርሳ ኢትዮጵያ ዝኾነ ፀላኢ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጁንታ ዝረኸቦ ፖለቲካዊ ስልጣን ንሃገሩ ንምፍራስ ዝተጠቐመሉ ኣብ ታሪክ ብሕታዊ ጉጅለ አዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሐቢሩካ ዝነበረ ሰይጣን በቐሊሉ ኣይንቀልን ከምዝበሃል እየማነ ፀጋም ምርጋሕ ኣይቐርን ብምባል፥ ብርግፀኝነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ብስምዒት ምቑራፅ ተስፋ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣብፂሑ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ብስምዒት ምቑራፅ ተስፋ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣብፂሑ ክብል ቢሮ ሰላምን ምምሕዳርን ኢቲ ክእል ገሊፁ። ኢቲ መጥቃዕቲ ንሓንሳብን መወዳእታን ዕልባት ንምግባር መንግስቲን ህዝብን እቲ ክል ይሰርሕ…