ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንትግራይ ዝኸውን ሰብኣዊ ሐገዝ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)<span;>ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንትግራይ ዝኸውን ሰብኣዊ ሐገዝ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ በረራ ጀሚሩ። ካብ ኣዲስ ኣበባ ሽዱሽተ ሰባት ሒዛ ናብ መቐለ ዝበረረት ኣውሮፕላን ንብረትነታ ናይ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ውድብ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብተግባር ይድግፉ ኢዮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ 323 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብተግባር ይድግፉ ኢዮም ተባሒሎም ዝተጠርጠሩ 323 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ ምርመራ ይግበረሎም ከምዘሎ እውን ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮምሽን ጌቱ ኣርጋው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ደገፍ ንከይጎዓዓዝ ኣተዓናቒፉ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዓፋር ናብ መቐለ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ደገፍ ንከይጎዓዓዝ ብኸቢድ ብረት ብምድብዳብ መገዲ ከምዝዓፀየ ተገሊፁ። መንግስቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ንክኣቲ በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ ምውሳኑ ይዝከር። ነዚ ስዒቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ንብ…
ስፓርት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ብ3 ማዕረ ሸቶ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝተገበረ ፀወታ ተጀሚሩ። ኣብቲ ፀወታ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብ3 ማዕረ ሸቶ ተፈላሊየን። ንኢትዮጵያ ዊሊያም ሰለሞን ኣብ መበል 12 ደቒቓ ሓንቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ናዕቢ ኣቐዲሙ ዝተሃቀነ ኢዩ-ሲሪል ራማፎሳ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ናዕቢ ኣቐዲሙ ዝተሃቀነን ኣንፃር ዲሞክራሲ ዝተገበረ መጥቃዕቲን ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ገሊፆም። ማእሰርቲ ነበር ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ጃኮብ ዙማ፥ ጠንቂ እቲ ኣብታ ሃገር ተወሊዑ ዘሎ ናዕቢ እዩ።…
ስፓርት ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝግበር ፀወታ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝግበር ፀወታ ተጀሚሩ። እቲ ፀወታ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። እቲ ስታዲየም ብናይ ክልቲአን ሃገራት ሰንደቕ ዓላማ ማዕሪጉ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 306 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)306 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ምዕራብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ዘጋጠመ ዕልቕልቕ ውሑጅ ብውሕዱ 120 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ዘጋጠመ ዕልቕልቕ ውሑጅ ብውሕዱ 120 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ብኣማኢት ዝቑፀሩ ካልኦት ሰባት እውን ሃለዋቶም ከምዘይተፈለጠ ተሓቢሩ። እቲ ዕልቕልቕ ብሰንኪ'ቲ ኣብቲ ዞባ ክዘንብ ዝቐነየ ዝናብ ዘስዓቦ ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ተወካሊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ተወካሊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣቱዋል ካሬ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ሓይሊ ኣኽባሪ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መነግስታት ዝተፃወቶ ግደ ብዝምልከት ኣይተ ደመቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም መኮንናት ፖሊስ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 476 መኮንናት ፖሊስ ኣመሪቑ። እተ ሰልጠንቲ ብፖሊሰ ሳይንስ፣ ስነ-ገበንን ገበን ፍትሕን፣ ነርሲንግ ከምኡውን ፖሊስ መኮንንነት ዓውዲታት ትምህርቲ ዝሰልጠኑ ኢዮም። እቲ…