Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ማእኸል መመገቢ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ማእኸል መመገቢ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣጀሚሩ። ኣብተቲ መጀመሪ መርሃ-ግብሪ፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ተወከልቲ ኣመራርሓታት ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክን ባንኪ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐሉም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐሉም ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ትዊተር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “መላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1ሺሕን 442 በዓል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ሶላት ዒድ ኣል ፈጥር ብሰላም ምዝዛሙ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 1 ሺሕን 442 ስነ-ስርዓት ሶላት ዒድ ኣል ፈጥር ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን፥ ብዙሓት ተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ ዝተረኸቡሉ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዙሪያ እቲ…

እትንከባበር፣ ሰላምና እንትንሕሉ፣ ግድብና ነሃንፅ ገፅና ናብ ልምዓት ነዝውር – ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)”እትንከባበርን ሰላምና እንትንሕሉን ኢና ግድብና ነሃንፅ ገፅና ናብ ልምዓት ክነዝውር ንኽእል” ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ዚትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር ዒድሪስ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት መበል 1 ሺሕን 442 ዓመተ…

መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ እዛ ሃገር  ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 442 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንመበል 1 ሺሕን 442 ጊዘ ዝኽበር ዘሎ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ ፍቕሪን ምትሕስሳብን ንክኸውን ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ። በዓል ዒድ…

ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንተኽብር ብዝተለመደ ጨዋነት እቲ ዕለት ከሕልፎ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንተኽብር ብዝተለመደ ጨዋነት እቲ ዕለት ከሕልፎ ይግባእ ተባሂሉ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልና ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማን ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ንመበል 1 ሺሕን 442 ጊዘ ዝኽበር ዘሎ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽልቲ፥ ሀዝበ ሙስሊም ወርሒ ሙሉእ…

ኣምባሳደር ሂሩት ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ መልእኽተና ቤልጂየም፣ ብራስለስን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ሂሩት ዘመነ ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ኣቕሪበን። እዋና ዊኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘተ ከምዝገበራ እውን ካብ ቤት ፅሕፈት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንመበል 1 ሺሕን 442 ጊዘ ዝኽበር ዘሎ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ፆመ ሮሞዳን ብሰዓብቲ እምነት እስምና ፍሉይ…