Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንፃውዒት ልኡኽቶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ምላሽ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ድሬዳዋ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልኡኽቶ ሃገር ንምፍራስን ተግባር ግብረ ራዕዲን ንምፍሻልን ንምምካንን ዝቐረበሉ ሃገራዊ ፃውዒት ምኽባር ሕጊ ምላሽ ሂቡ፡፡ ብምዃኑ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ እቲ ምምሕዳር፥ ከንቲባ እታ ምምሕዳር ከተማ፣ ኣባላት…

ኣካዳሚ ሳይንስ ኢትዮጵያ ማእኸል ሳይንስ ህጻናት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ሳይንስ ኢትዮጵያ ማእኸል ሳይንስ ህጻናት ኣመሪቑ። እቲ ኣካዳሚ ሳይንስ ኣብ መፅናዕቲ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን መሰረት ዝገበረ ምኽሪታት ብመሃብን ስራሕቲ ምርመራትን እናገበረ ይርከብ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣካዳሚ ሳይንስ ንምዕባይ…

ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣድላዪ ፍተሸ ንምግባር ዘኽእሉ ተወሰኽቲ ማሽናት ይትከሉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ዝኣቱ ዝኾነ ይኹን ሰብኣዊ ሓገዝ ኣድላዪ ፍተሸ ተገይሩሎም ብቕልጡፍ ናብ ዝድለ ቦታ ንኽፅሕ ዘኽእሉ ተወሰኽቲ መፈተሸ ማሽናት እናተተኸሉ ምዃኖም ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ምትኩ ካሳ ኣብ…

ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ተወካሊ ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ተወካሊ ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ካሮሊን ራያን ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ ክሊ ኤች ኤይ ቪ ኤድስ፣ ክታበት፣ ኣገልግሎት ጥዕና ሕብረተሰብ ህፁፅ ምላሽ ኣብ ዝወሃበሉ…

ህወሓት ህፃናት ንኲናት ብምስላፍ ብዝፍፅሞ ዘሎ ገበን ተሓታቲ ንክኸውን ትዴፓ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ህፃናት ንኲናት ብምስላፍ ብዝፍፅሞ ዘሎ ገበን ተሓታቲ ንክኸውን ናይ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ኣይተ ተሻለ ንጉሴ፥ ህፃናት ንኲናት ምስላፍ ብኢትዮጵያ ይኹን ሕጊ ዓለም ብገበን ዘሕትት…

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ብምትኳር ምስ ዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ አትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ተዋፊሮም ምስ ዝርከቡ ዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ልዝብ ተኻየደዱ። እቲ ዘተ ኣብ ቀፃሊ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ዘላቒን ዘተኣማምንን ሰላም ንምርግጋፅ መንግስቲ ምስቶም ሰብ ሃፍቲ ኮይኑ መፅናዕቲታት…

ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ቁፅሮም ከምዝወሰኸ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ቁፅሮም ከምዝወሰኸ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ከም ገለፃ እቲ ትካል ኣብ ኣፍሪካ በቲ ቫይረስ ንሕልፈት ዝተቓልዑ ሰባት ቁፅሮም ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ብ43 ሚኢታዊ ክብ ክብል ክኢሉ፡፡ ናሚቢያ፣…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ በይናዊ ደው ምባል ተዂሲ ውሳነ እንትውስን ህዝቢ ብኲናት እንተይተረበሸ ስራሕቲ ሕርሻ ንኸካይድን ኣቕርቦት…

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፍኖ ናይ ውሽጢን ወፃኢን ትንኮያ ንምፍሻል ድሉው ከምዝኾነ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡ መንግስቲ ክልል ሃረሪ ኣብ መግለፂኡ፥ ህዝቢ እቲ ክልል ብምትሕብባር ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፍኖ ናይ ውሽጢን ወፃኢን ትንኮያ ንምፍሻል ድሉው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል-ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል-ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ለውጢ ፍትሓዊ ተረባሕነት ልምዓት፣ ሰላምን ስርዓት ዴሞክራሲን ህዝቢ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ሪፎርምታት…