ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም Gebremariam Weldegerima May 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። ብመሰረት እዚ እቶም ፕሬዚዳነት ንዝቕፅሉ 6 ዓማውቲ ሃገሮም ብፕሬዚዳንትነት ክመርሑ ኢዮም። ሙሴቬኒ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ መርጫ ምዕዋቶም ይዝከር። ፕሬዚዳነት ሳህለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ናይ ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ንመበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። “እቲ በዓል እንትነኽበር ናይ ምትሕግጋዝን ሓቢርካ ናይ ምንባርን ክብሪታት ብዝበለፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅድሚ 110 ዓመት ኣብ ሃረሪ ቆንስላ ቱርኪ ዝነበረ ማእኸል ባህሊ ቱርኪ ብምዃን ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima May 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 110 ዓመት ኣብ ሃረሪ ቆንስላ ቱርኪ ዝነበረ ማእኸል ባህሊ ቱርኪ ብምዃን ተኸፊቱ። እቲ ማእኸል ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራቅ ኣልፕ መሪቖም ዝኸፈተዎ እንትኾኑ፥ እቲ ህንፃ ቱርኪ ትሕቲ ሰሃራ ምስ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪካ ዝነበራ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሐን Gebremariam Weldegerima May 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኡጋንዳ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳነት ናብ ኡጋንዳ ዘምርሓ ኣብ ዕለተ ሹመት ፕሬዚዳንት ዮዌሪ ካጉታ ሙሴቪኒ ንምርካብ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ነቲ በዓል ድምቀት መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ-ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima May 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ነቲ በዓል ድምቀት ክበሃል ሰዓት 12 ንጎሆ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ፖሊስ ንሰዓብቲ እምነት እስልምና እቲ በዓል ናይ ሰላምን ታሕጓስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንምግባር መንግስቲ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Gebremariam Weldegerima May 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንምግባር መንግስቲ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ምስ ግዝያዊ ሓላፊ ሚኒስዮን ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍቓድ ኣገልግሎት ሞባይል ባንኪንግ ንኩባኒያታት ወፃኢ ዘይተውሃበሉ ምኽኒያታት ብመንፅር ብሄራዊ ድሕንነትን ረብሓን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍቓድ ኣገልግሎት ሞባይል ባንኪንግ ንኩባኒያታት ወፃኢ ዘይተውሃበሉ ምኽኒያታት ብመንፅር ብሄራዊ ድሕንነትን ረብሓን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ኢትዮ ቴሌኮም ስርዓት ክፍሊት ሞባይል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1442 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ሓሙስ ከምዝኽበር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1442 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ሓሙስ ከምዝኽበር ላዕለዋይ ቤት ምኽ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ “ናይ ወርሒ ሸዋል ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ስለዘይተረኣየት መበል 1442…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ-ቴሌኮም ስርዓት ክፍሊት ሞባይል “ቴሌብር” ብዕሊ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም መርሃ ግብሪ ምጅማር ስርዓት ክፍሊት ሞባይል “ቴሌብር” ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልላት ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስቴር መናእሰይ፣ ደቂኣንስትዮን ህፃናትን፣ ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስነ-ህዝቢ መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሞም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ፌርማ ዝተረኸባ ሚኒስትር መናእሰይ፣…