ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ሓገዝ ብምጥንኻር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ክቕፅል ይግባእ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ እዋናዊ ኩታት ኣድሂበን ካብታ ከተማ ምስ ዝወፅኣ ደቂ ኣንስትዮ ተዛቲየን።
እቲ መድረኽ ዘተ ኣብዚ እዋን ዋጋ እናኸፈለ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ጎኑ ከምዝኾና ንምርኣይ፣ ሰላም ሃገር…