Fana: At a Speed of Life!

ኣና ጎሜዝ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክስለፉ ምግባሩ ዘሕዝን ተግባር ከምዝኾነ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ንነዊሕ ዓመታት ብባልነት ዘገልገላ ኣና ጎሜዝ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክስለፉ ምግባሩ ዘሕዝን ተግባር ከምዝኾነ ገሊፀን። እተን ነበር ኣባል ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፀን ክዝገለፀኦ፥ ኣብ…

ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ኦሮሚያን ሲዳማን ወፍሪ ናብ ዝካየደሉ ከባቢ ኣቕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ኦሮሚያን ሲዳማን ወፍሪ ናብ ዝካየደሉ ከባቢ ኣቕኒዖም። ብምዃኑ ፍሉይ ሓይሊ ክል ሲዳማ ኣብቲ ቦታ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡ ሰላም ሃገር ንምሕላው ዝተንቀሳቐሰ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ እውን ቅድም ናብቲ ቀጠና ምብፅሑ ይፍለጥ፡፡…

ንዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ መርሃ ግብሪ ኣቀባብላን ምስጋናን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ መርሃ ግብሪ ኣቀባብላን ምስጋናን ተሳሊጡ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ፣ ተደራደርቲ ግድብ ህዳሰን ካልኦት ሰብ ሞያን ተረኺቦም፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ…

ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ፖሊስ ፌዴራልን ኣብ ዘተኣማምን ቅመና ከምዝርከቡ ብርጋዴር ጄኔራል አለማየሁ ወልዴ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ፖሊስ ፌዴራልን ሳላም እቲ ዞባን ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ኣብ ዘተኣማምን ቅመና ከምዝርከቡ ምክትል ኣዛዚ እዚ ምዕራብን ኣባል ዝተዋደደ ኮማንድ ፖስት ዞባ መተከልን ብርጋዴር ጄኔራል ኣለማየሁ ወልዴ ገሊፆም። ከም ገለፃ…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ስታራቴጂ ዲጂታል ክፍሊት ይሳለጥ ኣሎ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ስታራቴጂ ዲጂታል ክፍሊት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣባላት ኣመራርሓ ብሄራዊ ባንኪ፣ ፈንድ ልምዓት ካፒታል ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም። ዳይሬክተር ስርዓት ክፍሊትን ሴትልመንትን…

ክሳብ ሕዚ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዝተፈለላዩ ዝራእቲ ተሸፊኑ – ሚኒስቴር ሕርሻ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ንኽረምታዊ እዋን ዓመት 2013/14 ክሳብ ሕዚ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዝተፈለላዩ ዝራእቲ ከምዝተሸፈነ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ገሊፆም። ኣብ እዋን ክረምቲ ብዝተፈላለዩ ዝራእቲ ክሽፈን ኢዩ ካብ ሞንጎ ዝተብሃለ 13 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር…

ሰላም ሃገር ንምኽባር ዝተንቀሳቐሰ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ወፍሪ ኣብ ዝካየደሉ ከባቢ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ሃገር ንምኽባር ዝተንቀሳቐሰ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ወፍሪ ኣብ ዝካየደሉ ከባቢ ከምዝበፅሐ ኮሚሽን ፖሊስ ኣፍሊጡ። ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ዝቐረበሉ ሃገራዊ ፃውዒት ብልዑል ሓጎስ ተቐቢሉ ቅልጡፍ ምላሽ ከምዝሃበ እቲ ኮሚሽን ገሊፁ፡፡…

ጁንታ ካብ ፀገም፣ ቅርሕንቲን ወፃእ ምንባር ኣይኽእልን-ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቦም። ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ዝወሰኖ ውሳነ እቲ ጁንታ…

ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ውሳነ ተኹሲ ደው ምባል ብምንፃግ ስደተኛታት ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ እንተይተረፈ ሓደሽቲ መጥቃዕቲታት ምኽፋቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብመንግስቲ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ተኹሲ ደው ምባል ብምንፃግ ስደተኛታት ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ እንተይተረፈ ሓደሽቲ መጥቃዕቲታት ምኽፋቱ ኤጀንሲ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ገሊፁ። እቲ ኤጀንሲ ንኢፕድ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥…

ህወሓት እቲ ከባቢ ናብ ሰላም ንምምፃእ ዝግበር ፃዕሪ የተዓናቕፍ ኣሎ-ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት እቲ ከባቢ ናብ ሰላም ንምምፃእ ዝግበር ፃዕሪ የተዓናቕፍ ኣሎ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጁቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር፥ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ጁቡቲ ጆናታን ፕራት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲዮም።…