ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ኣፍልጦ ኣተሓሕዛ ዓሚል ዓመተ 2021 ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ኣፍልጦ ኣተሓሕዛ ዓሚል ዓመተ 2021 ተዓዊቱ። እቲ ኣፍልጦ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ መርሃ ግብሪ ሽልማት ኤይር ካርጎ ዊክስ ሽልማት ከምዝተውሃቦ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብን መኣዲ ንሃገርን ዝውዕል 166 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ሎሚ ዘበን ጥራሕ ንዓብዪ ህዳሰ ግድብን መኣዲ ንሃገርን ዝውዕል 166 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበረ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ወይዘሮ ሰላማዊት ዳዊት፥ እቲ ደገፍ ብቦንድ ሽይጣት፣ ውህብቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሬኢ ፅባሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ፥ "ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)" ን "ሸኔ"ን ብሽብርተኝነት ንክስየሙ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዘቕረቦ ዉሳነ ሓሳብ መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓንቲ ነብሰፁር ኣደ ኣብ ሓደ ጊዜ ትሸዓተ ቖልዑ ተገላጊላ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጓል ማሊ ዝኾነት ነብሰፁር ኣደ ኣብ ሓደ ጊዜ ትሸዓተ ቖልዑት ከምዝተገላገለት ተሓቢሩ። ትማሊ ሰሉስ ሕማም ሕርሲ ተታሒዛ ኣብ ሞሮኮ ናብ ዝርከብ ሓደ ሆስፒታል ዝኣተወት ጓል 25 ዓመት ሓሊማ ሲሴ ሓሙሽተ ደቂኣንስትዮን ኣርባዕተ ደቂተባዕትዮን ብሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚደንት፥ ሃርበኛታት ኢትዮጵያ ሃገርና ነፃነታ ሓሊያ ንክትነብር ገይሮም ኢዮም ኢሎም። ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ''ሃገርና ምስ ዘላቶ እዋናዊ ኩነታት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንጀጋኑ ሃርበኛታት ነፃ ሕክምና ንክወሃብ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንጀጋኑ ሃርበኛታት ነፃ ሕክምና ንክወሃብ ወሲኑ። እቲ ነፃ ሕክምና ኣብታ ከተማ ኣብ ዘለዋ ትካላት ጥዕና ሙሉእ ብምሉእ ንክወሃብ ከምዝተወሰነ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣፍሊጠን። ብተወሳኺ ጀጋኑ ሃርበኛታት ማሕበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሃንደበታዊ ሞት ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃእን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሃንደበታዊ ሕልፈት ህይወት ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ”ሓውና ነቲ ክልል ኩለ መዳያዊ ለውጢ ክብል ንዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ይኽበር ኣሎ። ጣሊያን ሕነ ዓወት ዓድዋን ንምፍዳይ ክትብል ኣብቲ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝነበረ ቤኒቶ ሙሶሎኒ ኣቢላ፥ ካብ 1928 ክሳብ 1933 ዓ.ም ንኢትዮጵያ ምውራራ ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ከምእትህብ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ከምእትህብ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም መሓመድ ንፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን ናይ ሹመት ደብዳቤኦም ኣብ…