Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ነጥቢ ሓሙሽተ ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ነጥቢ ሓሙሽተ ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ። ዛሬ በአዲስ አበባ ከተማ በተካሄደው የአረንጓዴ አሻራ የችግኝ ተከላ መርሐግብር ከ1ነጥብ 5 ሚሊየን በላይ ችግኞችን መተከሉ ተገለጸ። ኣብ 11 ክፍለ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ፋርማጆ ንቀ/ሚ ኣቢይ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በሎም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በሎም ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፥ “ቀዳማይ ሚኒስትር ዳግም ካብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተቐባልነት ብምርካቦም ዕንኳዕ ደስ በሎም” ኢሎም፡፡…

ኣብ መርሃ ግብሪ ምገባ ቤት ትምህርቲ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዝቕፅል ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝጀመሮ ካገር ለኸ መርሃ ግብሪ ምገባ ቤት ትምህርቲ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፁ። ኣብ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ምክትል ዳይሬክተር ኢትዮጵያ ካትሪን ፊኒ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ…

ኣብ ከተማ  ዱከም 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃ ዝተገበረሎም 48 ፕሮጀክታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ  ዱከም 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃ ዝተገበረሎም 48 ፕሮጀክታት ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክትታት፥ ቤት ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ሓዊሱ ትካላት ጥዕና ሓምለዎከባቢታት፣ ፓርኪታት፣ ፕሮጀክታት ፅሩይ ዝስተ ማይን መሰል ፕሮጀክታትን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…

ልዕሊ 500 ሺሕ ስድራ ቤት ስፖርት ተሳተፍቲ ዝኾኑሉ መርሃግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ ክረምታዊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣገልግሎት ወለንታ ብሓምለዋይ ኣሰር ዝዓምበበት፣ ብሰብኣዊነት ዝተሃነፀት ኣዲስ ኣበባ ክንሃንፅ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣደባባይ መስቀል መርሃግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ ክረምታዊ ኣዋርሕ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ ንዝቕፅሉ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝፅንሕ መርሃ…

መድረኽ ዘተ “ክብሪ ንሓድነትን ሕብርነትን ሃገር ንዝተሰውኡ ጀጋኑ” ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ክብሪ ንሓድነትን ሕብርነትን ሃገር ንዝተሰውኡ ጀጋኑ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ምስ መናእሰይ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ መተሓባበሪ ስራሕቲ…

2 ሺሕን 573 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 536 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ ሞንጎ እቶም ተመለስቲ 118 ደቂ ኣንስትዮን 72 ህፃናትን ከምዝርከቡዎም ተገሊፁ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ውፅኢት ምርጫ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ውፅኢት ምርጫ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ህዝቢ ዴሞክራሲያዊ ብዝኾነ መገዲ ብናፃ ፍቓዱ ዝመረፆ መንግስቲ ንክህልዎ ብዙሕ…

ቦርድ ምርጫ እዚ ምርጫ ኣብ ፈታኒ ኩነታት ብምዃን ኢዩ ፈፂሙዎ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ እዚ ምርጫ ኣብ ፈታኒ ኩነታት ብምዃን ኢዩ ፈፂሙዎ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ምንጋዕ ፀፅታ፣ ኮቪድ 19፣ ኣብ ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ፈታኒ እኳ እንተኾነ ብዝሓሸ ምፍፃም ተኻኢሉ ኢዩ ኢለን። እቲ ምርጫ ብሰላማዊ…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ናብ ድሕሪት ዘይምለስ ትካል ምጥያሽ ተኸኢሉ ኢዩ-ወ/ት ብርቱኳን ሚደቅሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ናብ ድሕሪት ዘይምለስ ትካል ምጥያሽ ተኸኢሉ ኢዩ ክብላ ኣካቢት እቲ ቦርድ ወ/ት ብርቱኳን ሚደቅሳ ገሊፀን። እቲ ምርጫ ከም ሃገር ዝተምሃርናሉ ኢዩ እውን ኢለን። ግልፅነትን ተሓታትነትን ተግባርዊ ተገይሩ ኢዩ ኢለን።…