ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኮሚሽጋ ብርሃን ዝመሃሩ ተምሃሮ ፈልሲ ተኺሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኮሚሽጋ ብርሃን ዝመሃሩ ተምሃሮ ፈልሲ ተኺሎም።
እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ ኣሶሳ ኣብ ዘህነፆ ቤት ትምህርቲ ዝመሃሩ ተምሃሮ ኣብ ቤት ትምህርቶምን…