ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዕላዊ ኮይኑ። እዚ ማለት ብዝረኸብዎ መቐመጢ ልክዕ እንትኸውን ብመሰረት እዚ ኣዲስ ኣበባ ብልፅግና 22፣ ውልቀ ተወዳዳሪ 1 ዓፋር ብልፅግና 6 ኣምሓራ ብልፅግና 114፣ ኣብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ቤት ምኽሪ ክልል ዕላዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ቤት ምኽሪ ክልል ዕላዊ ተገይሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኣብ 10 ክልልት ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ብልፅግና ስዒሩ። ዝሰዓሮ ቁፅሪ መቐመጢ 138 ኣብ ዓፋር 17 ክልላት ምርጫ፣ ኣርጎባ ህዝብ ዲሞክራሲያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ቦርድ ከምብሓዱሽ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ንክኣቲ በጀት ብምምደብ መንግስቲን ቤት ምኽሪን ልዑል ግደ ነይሩዎም-ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣይተ ውብሸት ኣየለ ከይዲን ውፅኢትን ምርጫ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። እቲ ቦርድ ከምብሓዱሽ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ንክኣቲ በጀት ብምምደብ መንግስቲን ቤት ምኽሪን ልዑል ግደ ከምዝነበሮም ገልፆም። ፅዕንቶ ኮቪድ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምርጫ ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባትን ተወከልቲ ፓርቲታትን ልምዶም ኣካፊሎም Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምርጫ ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባትን ተወከልቲ ፓርቲታትን ልምዶም ኣካፊሎም። በውልቀ ዝተወዳደሩ ኣይተ ኣለሳ መንገሻ፥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ትምህርቲ ዝተወሰደሉን ገለልተኝነት እቲ ቦርድ ንምርግጋፅ ዝተሰርሐሉን ኢዩ ኢሎም። እቲ ምርጫ ኣሳታፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓባይን ብዙሕ ፅባቐ ዘለዋን ኢትዮጵያ ንምግልጋል ዝተፈላለዩ ፈተናታት ሓሊፍና ኢና-ወይዘሪት ብርቱካን Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብቲ ምርጫ ግደ ዝነበሮምን፣ ደገፍ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ብምርካብ ልምደን ዘካፈላ ኣካቢት ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዴሞክራሲን ንኹሉ ዘሳተፍ ምርጫን ንምክያድ ዝትግበሩ ስራሕቲ ውሕመ ይንእድ-ሞሪን ኣቺንግ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) መደረ ዝገበራ ሞሪን ኣቺንግ፥ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተኻየደ ምርጫ ዝተፈላለዩ ደገፋት እንትግበር ከምዝፀንሐ ገሊፀን። ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ከይዲ ምርጫ አንትከታተል ከምዝፀንሐ ሓቢረን። እቲ ምርጫ ሙሉእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብቲ መርጫ ግደ ዝነበሮምን፣ ደገፍ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ተረኺቦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ምርጫ ኣብ…
ቢዝነስ ካብ ፍሪያታት መኣድን 681 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ካብ ፍሪያታት መኣድን 681 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር መኣድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ። ኣብ ቀፃሊ ዓመት እውን ካብዚ ብዝበለፀ ኣታዊ ንምርካብ ትልሚ ተታሒዙ ይስራሕ ከምዘሎ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንዝህነፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝኸውን ልቓሕ 83 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንዝህነፅ ዝርገሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝኸውን ልቓሕ 83 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ልቓሕ ብነዊሕ እዋን ዝኽፈል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ብሓይሊ ኤሌከትሪክ ብምትእስሳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ንዝቐረበላ ክሲ ረቲዓ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ICL (Israel Chemical Limited) ዝተብሃለ ኩባኒያ መውፅኢ መኣደን ፖታሽ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ንዘቕረበላ ክሲ ከምዝረትዐት ተገሊፁ። ሚኒስቴር መኣድንን ነዳድን ከምዝበሎ፥ እቲ ኩባኒያ ናይ 300 ሚሊየን ዶላር ክሲ…