ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ጉባኤ ብራዚል-ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ Desta May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መበል ካልኣይ ጉባኤ ውሕስነት ምግቢ፣ ምክልኻል ጥምየትን ልምዓት ገፀርን ብራዚል-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብ ዋና ከተማ ብራዚሊያ ዝተጀመረ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ምፍጣ መናእሰይ ንምጉልባት ዝተጀመረ ፃዕሪ ክጠናኸር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ኣገንዚቡ Gebremariam Weldegerima May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መናእሰይ ዘሎ ዓቕሚ ምርምርን ሓደሽቲ ነገራት ናይ ምፍጣርን ዓቕሚ ንምጉልባት ክስራሕ ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ብሩክ ከድር (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፦ Desta May 20, 2025 0 ኣብ ውሽጢ ሒደት ዓመታት፣ ዲጂታል ማንነት ተስፋ ዝህብ ካብ ዝኾነ ፈጠራ ናብ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን መሰረታዊ ዓንዲ ተሰጋጊሩ። ድሕረ ሐዚ ኣማራፂ ዘይኮነስ ንሰባት ካብ ኣገልግሎታት፣ ማሕበረሰባት፣ ትካላትን መንግስታትን ዘራኽብ ኣገዳሲ መሰረተ ልምዓት ኢዩ። ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ብዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ስራሕቲ ምርምርን ቴክኖሎጂን ክሰርሓ ኣለወን Gebremariam Weldegerima May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ሓደሽቲ ስራሕቲ ምርምርን ቴክኖሎጂን ብምስራሕ ፀገም ሃገር ክፈትሓ ከምዝግባእ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብቲ የኒቨርሲቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ምርምርን ስግግር ቴክኖሎጂን ወራሽ ጌታነህ (ፕ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 15 ሚሊየን ተረባሕቲ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ፋይዳ ኮይኖም Desta May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)15 ሚሊየን ተረባሕቲ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ፋይዳ ከምዝኾኑ ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ኣይተ ዮዳሄ ዘሚካኤል ገሊፆም። ዓመታዊ ጉባኤ ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ 2025 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብቲ ጉባኤ ኣብ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ቦታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንምርካብ ትገብሮ ንሕንሕ Gebremariam Weldegerima May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 37 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ምሸት ሰዓት 4 ንቦርንማውዝ ክተተኣናግድ ኢያ። ብኣሰልጣኒ ፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ብ65 ነጥቢ አብ 6ይ ደረጃ ዝተቐመጠት እንትት ከውን፤ ናይ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዘተኣማምን መረዳእታ ለውጢ ክሊማ ንምፍልፋል ጠንካራ ስርዓት ክዝርጋሕ ይግባእ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) mizan mekonen May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣባል ሃገራት ዘተኣማምን መረዳታ ለውጢ ክሊማ ንምፍልፋል ዘኽእል ስርዓት ክዝርግሑ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ማእከል ትንበያን ትግበራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምንካይ… mizan mekonen May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብተደጋጋሚ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምንካይን ናብ ባዶ ንምውራድን ብትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጦም፡፡ ሓላፊ ግልጋሎት ሚዲያ ማናጅመንት ኣይተ ኣብርሃም ደግፍ ከምዝበልዎ÷ ብሰንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ድኽነትን ስእነት ስራሕን ንምፍታሕ ቆራፅነት ምጥንኻር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ mizan mekonen May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ድኽነት፣ ስእነት ስራሕን ኣድልዎን ንምፍታሕ ቆራፅነት ምትሕብባርን ምጥንኻር ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ መበል 20 ዓለም ለኸ ትካላት ስራሕ ዝተመስረተ ናይ በዓል ሞያታት 'ሌቨር ቤዝድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ምህናፅ ዝከኣል ኣብ ህፃናት እንትስራሕ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ልምዓት ቀዳማይ ቁልዕነት ሃገር ዝርከብ ትውልዲ ንምህናፅ ዘኽእል ባይታ ከምዝተፈጠረ ከንቲባ እታ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣመሓዳሪ ግዝኣት ሞምባሳ ኬንያ ኣብዱልስዋማድ…