ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፀ ህንፃ ኣዲስ ሲኒማ ኮምፕሌክስ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ ዝተሃነፀ ህንፃ ኣዲስ ሲኒማ ኮምፕሌክስ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን።
እቲ ህንፃ በዓል 15 ደብሪ እንትኸውን፥ 592 ህፃናትን 887 ዓበይቲን ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ዘለዎም ክልተ ኣዳራሻት…