ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብሰላም ንክዛዘም ፍቕርን ምትሕስሳብን ክህልው ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 አቸኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብሰላም ንክዛዘም ፍቕርን ምትሕስሳብን ክህልው ይግባእ ክብሉ ኣካቢ መድረኽ ሽማግለ ሃገር ኢትዮጵያ ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ገሊፆም። እዚ ድማ ኣብ ሓደ ክልል ወይ ኣብ ርእሰ ከተማ ጥራሕ ከይኮነን ኣብ መላእ እዛ ሃገር ክኸውን ከምዝግባእ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊት ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣይተ ስለሺ ግርማ፥ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊትን ኣብ ዕዳጋ ዓለም ተወዳዳሪትን ንምግባር ዘኽእሉ ተግባራት ብትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲታት ኣፍሪካ 10ይ ዝበለፀ ዩኒቨርሲቲ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ዓቢዪን ቀዳማይን ዝኾነ ላዕለዋይ ትካ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲታት ኣፍሪካ 10ይ ብሉፅ ዩኒቨርሲቲ ተባሂሉ። ዩኤስ ኒውስ ግሎባል ኣብዚ ዓመት ኣብ ዘውፀኦ ደረጃ፥ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲቲታት ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima May 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እቲ በዓል ኣብ መረበቶም ብምዃን ኣብ ምዉቕ ቤቶም ዘለዎም ተላኺፎም ንምኽባር ዕድል ንዘይረኸቡ ብዙሓት ወገናት ብምሕሳብ፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ወተሃደራት ኣሜሪካን ኔቶን ካብ ኣፍጋኒስታን ክወፅኡ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፕረዚዳንት ጆ ባይደን ወተሃደራት ኣመሪካ ክሳብ 11 መስከረም ካብ ኣፍጋኒስታን ጠቕሊሎም ክወፅኡ ብመሰረት ዝሃብዎ ትእዛዝ እታ ሃገር ወተሃደራታ ብወግዒ ካብ ኣፍጋኒስታን ከተውፅእ ምጅማራ ተገሊፁ። ወተሃደራት ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክን (ኔቶ)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ትንሳኤ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ብዘለዉ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያንን ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናትን ኢትዮጵያ ለይቲ ብዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም Gebremariam Weldegerima May 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንዝተፀገሙ ወገናት መኣዲ ኣካፊሎም። እቶ መኣዲ ዝተኻፈሉ፥ 210 ንዝኾኑ ኣረጋውያን፣ ጉዱኣት ኣካልን ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ውድባት “ህዝቢ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ሕወሓት)ን” “ሸኔን” ብግብረ ሽበራውያን ንኽየሙ ውሳነ ሓሳብ… Gebremariam Weldegerima May 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ውድባት “ህዝቢ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ሕወሓት)ን” “ሸኔን” ብግብረ ሽበራውያን ንኽየሙ ውሳነ ሓሳብ ኣቕሪቡ። ሙሉእ መግለፂ እቲ ቤት ምኽሪ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ኣብ ዘሓለፉ 3…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም Gebremariam Weldegerima May 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ሰማ ጥሩነህ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላደፊ ቢሮ ድሕንነት ህዝቢን መተሓባበሪ ክላስተር ሰናይ ምምሕዳርን ኮሚሽነር ተኮላ…
ስፓርት ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ብጉያ ማራቶን ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ንምምራፅ መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ብጉያ ማራቶን ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ንምምራፅ መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ እቲ መፃረዪ ውድድር፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሰበታ ተኻይዱ። እቲ መፃረዪ ውድድር ብክልቲኡ ፆታ ዝተኻየደ…