Fana: At a Speed of Life!

ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት እስያ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)  ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት እስያ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ መብርሂ ሂቦም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብዓዊ ደገፍ፣ ድርድር ህዳሰ ግድብ፣…

ምደባ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ ዓመተ 2013 ዕላዊ ኾይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምደባ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ ዓመተ 2013 ዕላዊ ኾይኑ። ብመሰረት እዚ እቶም ተምሃሮ ኣብ መርበብ ሓበሬታ http://result.neaea.gov.et/Home/Placement ብምእትው ዝተመደብሉ ዩንቨርስቲ ምእርኣይ ከምዝኽእሉ ሚኒስቴር…

ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስቲያንን ሕብረት ኣቢያተ ክርስቲያናት ወንጌላውያንን…

ብር 371 ሚሊየን ወፃኢ ዝተገበረሎም ኣፋውስን ካልኦት ኣቑሑት ሕክምናን ናብ ክልል ትግራይ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብር 371 ሚሊየን ወፃኢ ዝተገበረሎም ኣፋውስን ካልኦት ኣቑሑት ሕክምናን ናብ ክልል ትግራይ ከምዝቐረቡ ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ጀነራል እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ኣብዱልቃድር ገልገሎ…

በዓል ፋሲካ ብድምቀት ኽኽበር ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ኣብ መላእ ሃገር ሕብረተሰብ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀግም ፀፅታ ብድምቀት ንኸኽብር እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ በዓል ፋሲካ ኣመልኪቶም መልእኽቲ…

ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንበዓላት ዓርቢ ስቕለጥን ፋሲካን ትልሚ ፀፅታ ኣውፂኡ ናብ ተግባር ምእታዉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓላት ዓርቢ ስቕለጥን ፋሲካን ምኽንያት ብምግባር እዋኑ ዘገናዘበ ትልሚ ፀፅታ ኣውፂኡ ናብ ተግባር ከምዘኣተወ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ድሮ በዓላት ካብ ወትሩ ብዝተፈለየ ወሲኹ ዝረአ ምንቅስቓስ ሰባትን ተሸከርከርቲን ስዑቡ ሓደጋ…

ንኢትዮጵያ ከገልግል ኢየ ዝብል ማዕረ መሰል ዝረኽበሉ መረፃ ክኸውን ኢና ንደሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኢትዮጵያ ከገልግል ኢየ ዝብል ማዕረ መሰል ዝረኽበሉ መረፃ ክካየድ ከምዝደልዩ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ሕድሕድ ዜጋ ሰላም መሰረት ኩሎም ነገራት ከምዝኾኑ ፈሊጡ…

ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ዘሰልጠኖም 387 ሕፁያት መኮንናት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ን8ይ ግዘ ዘሰልጠኖም 387 ሕፁያት መኮንናት ኣመሪቑ። ኮሚሽነር ጀነራል እቲ ጀነራል ዳመነ ዳሮታ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ረኺቦም ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናተረኣዩ ዝነበሩ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት…

ዕድጊት ዝተረጋገአን ወሰኽ ዋጋን ከይግበር ፍሉይ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ቁፅፅር ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድጊት ንግዲ ዝተረጋገአን ወሰኽ ዋጋ ከይግበርን በዘኽእል መልክዑ ፍሉይ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ክትትልን ቁፅፅርን እናተገበረ ምዃኑ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዓብዱል ፈታሕ የሱፍ በዓል ፋሲካን ዒድ…

ቱርኪ ንፈለማ እዋን ሙሉእ ዕፅዋ ምንቅስቓስ ክተንብር ኢያ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቱርኪ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ኮቪድ-19 ንፈለማ እዋን ሙሉእ ዕፅዋ ምንቅስቓስ ክተንብር ኢያ ተባሂሉ። መንግስቲ እታ ሃገር፥ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምግታእን መጠን ሞት ንምንካይን ብዝብል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ሙሉእ ዕፅ ምንቅስቓስ ከምዘንብር…