ቢዝነስ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽንን ባዛርን ሞዴል ኢንተርፕራይዛት ደኣንት ተኸፊ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ዙር ሃገር ለኸ ኤግዚብሽንን ባዛርን ሞዴል ኢንተርፕራይዛት ደኣንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትእእ ከተማ ልማትን ኮንስትራክሽንን ኢንጂነር አይሻ መሓመድ ብምዃን ነቲ ሃገር ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቅልጡፍ መመርመሪ ማእኸል ኮቪድ-19 ከፊቱ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቕጡፍ መመርመሪ መሳርሒታት ዝተወደበ ማእኸል ኮቪድ-19 ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከፊቱ። እዚ ድማ ዓማዊል እቲ መገዲ ኣየር በረረኦም ቅድሚ ምጅማሮም ንኽምርመሩን ውፅኢቶም ንኽፈልጡን ከምዘኽእል ተገሊፁ፡፡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሕሶት ሰነድ ብጥቃም ናብ ሃገር እናኣተወ ዝነበረ ገጀራ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሕሶት ሰነድ ብጥቃም ናብ ውሽጢ ሃገር እናኣተወ ዝነበረ ገጀራ ከምዝሓዘ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ቅድሚ 15 መዓልቲ ብሽም ኣምፃኢ ዳዊት የማነ በዝሖም 186 ሺሕን 240 ዝኾኑ ገጀራታት ኣብ ኣርባዕተ በዓል 20 ጫማ ኮንቴነራት ካብ ቻይና…
ኮሮናቫይረስ ካልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ 19 ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ-ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ 19 ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይግበር ከምዘሎ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ወይዘሮ ሰሃረላ ኣብዱላሂ ኣፍሊጠን። ክታበት ኣስትራዜኒካን ሲኖ ፋርምን ካብ መፈለምታ ወርሒ መጋቢት ጀሚሩ ቀዳማይ ዙር ምሃብ ምጅማሩ ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ምርጫ ንምክያድ መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ክልላውን ምርጫ ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ንክኸውን ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሓቲቱ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣደም ፋራህ፥ እቲ ምርጫ ሰለማዊ፣ ዴሞክራሲያዊን ብህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 298 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)298 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጉዳያት ቆንስላ ጀነራል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቓል እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ውድድር ክእለት፣ ቴክኖሎጂን ምርምር ተግባራዊ መፅናዕቲን ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ውድድር ክእለት፣ ቴክኖሎጂን ምርምር ተግባራዊ መፅናዕቲን ተዛዚሙ። እቲ ውድድር ካብ 12 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቴክኒክ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ብሰዓራይነት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባን ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 7 ክሳብ 14 ሚያዝያ ኣብ ዘሎ ሓደ ሰሙን ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቑሑት ኮንትሮባን ከምዘሓዘ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣተውቲ ኮንትሮባንድ፥ ልዕሊ ብር 25 ሚሊየን ዘውፅኡ ክዳውንቲ፣…
ቢዝነስ ሽዱሽተ ትካላት ንክልተ ሓደሽቲ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ንዝወፅአ ጨረታ ሰነድ ኣእትዮም Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ዓለም ለኸ ትካላት ንክልተ ሓደሽቲ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ንዝወፅአ ጨረታ ሰነድ ኣእትዮም። እቲ ሰነድ ጨረታ ዝኣትወሉ እዋን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 4 ንጎሆ ተዛዚሙ። እቶም ዓለም ለኻዊ ትካላት ሳፋሪኮም ካብ ኬንያ፣ ቮዳፎን ካብ ብሪታኒያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሞቃዲሾ ምንዋሕ ዘበነ ስልጣን ፕሬዚደን ፋርማጆ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ናዕቢ ተፈጢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ምንዋሕ ዘበነ ስልጣን ፕሬዚደን ሞሓመድ ፋርማጆ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ኣብከተማ ሞቃዲሾ ናዕቢ ተፈጢሩ። እቲ ናዕቢ፥ ኣብ ሞንጎ ሓይሊታት ፀፅታ ነቶም ፕሬዚዳንት ዝድግፉን ዝቃወሙን ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብ ጥቓ ቤተ መንግስቲ…