Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስጀኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስጀኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን በፂሑ። ብመሰረት እዚ ኣብታ ኣህጉር በቲ ቫይረስ ዝልከፍ ሰብ ካብ እዋቀን ናብ እዋን ክብ ይብል ከምዘሎ ተገሊፁ። ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ሀይወቶም ዝሰኣኑ እውን ልዕሊ…

ኣብ ትግራይ ንፀገም ዝተጋለፁ ዜጋታት ዝሕግዙ ወልታውያን መናእሰይ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ንፀገም ዝተጋለፁ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝሕግዙ 1 ሺሕን 100 ወልታውያን መናእሰይ ተመሪቖም። ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሚኒቴር ሰላም ንሓደ ወርሒ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ዘሰልጠኖም መናእሰይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…

ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ ናብ ፕሪሜርሊግ ምምላሳ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ ናብ ፕሪሜርሊግ ምምላሳ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ምድብ ሐ እናተወዳደረት ትርከብ ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ፥ መበል 21 ሰሙን ፀወታኣ ፅባሕ ተካይድ ትኾን እምበር ኣብ ካልኣይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ኮልፌ ብጋንታ ቡታጅራ…

ፖሊስ ፌዴራል 600 ሰልጠንቲ ኣመራርሓታት ኣድማ ብተናን ፀረ ፈንጂን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ መሰልጠኒ ኣዋሽ 7 እናሰልጠኖም ዝነበሩ 600 ሰልጠንቲ ቀዳማይ ዙር ኣመራርሓታት ኣድማ ብተናን 4ይ ዙር መሰረታዊ ፀረ ፈንጂን ኣመሪቑ። ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ ኣብቲ ስነ-ስርዓት…

ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብነፅነት ናይ ምልማዕ መሰላ ተርኢየሉ ፕሮጀክት ኢዩ – ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ብነፅነት ናይ ምልማዕ መሰላ ተርኢየሉ ፕሮጀክት ስለዝኾነ ኢትዮጵያውያን ሓበራዊ ሓድነትን ምርድዳእን ክህልዎን ብሓባር ጠጠው ብምባል ኣብ ጫፍ ከብፁሑዎ ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር…

ኣብ ዘሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብ ምዕራብ ኣሜሪካ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን ልዕሊ 600 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ውዳበታት ኣብ ሎስ ኣንጀሎስን ከባቢኣን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ሃገሮም ንምሕጋዝ ድሉዋት…

ኣብ ዒራቕ ኣብ ሆስፒታል መውሃቢ ሕክምና ቫይረስ ኮሮና ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 82 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዒራቕ ኣብ ውሽጢ ሆስፒታል መውሃቢ ሕክምና ቫይረስ ኮሮና ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 82 ሰባት ህይወቶም ከምዘሓለፈ ተገሊፁ። ህይወቶም ካብ ዝሓለፈ ሰባት ብተወሳኺ 100 ዝኾኑ ናይ ምቑሳል ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ተባሂሉ፡፡ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ቤት ህንፀት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ኣሕመድ ቀጣን ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ከምኡ እውን ኣብ…

ናይዚ ዓመት መረፃ ንዘበናት ዝተቛፀሩ ማሕለኻታት ዝፍትሑሉ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቶም መግለፂ ኣውፂኦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መግለፂም፥ መረፃ እዚ ዓመት ሕቶታት ህዝቢ ካብ ጎደና ናብ ፓላማ ዝወስድ ኢዩ ኢሎም። ኣብ ኢትዮጵያ ሕቶ ህዝቢ ንብዙሓት ዓማውቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ናይ ማሕበር መንበሪ ሓባር ኣባይቲ 12 ሺሕን 609 ሰብ ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ናይ ማሕበር መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ኣብ ዝሓለፉ 25 መዓልታት 12 ሺሕን 609 ሰብ ከምዝተመዝገቡ ቢሮ ለምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ እታ ከተማ ገሊፁ። ካብ 21 መጋቢት 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳለጥ ዝፀንሐ ከይዲ ምዝገባ እውን…