Fana: At a Speed of Life!

ቦርድ ምርጫ  ኣብ ኣዲስ ኣበባ 32 ተወሰኽቲ ንኡሳን ጣቢያታት ምርጫ ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16  ሚያዝያ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 1500 ሰብ መዝጊቦም መዝገቦም ብምዝዛሙ 32 ተወሰኽቲ ንኡሳን ጣቢያታት ምርጫ  ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ። እዚ ዝገበረሉ ድማ ብመሰረት ኣዋጅ ምርጫ 1162/2013 ከምዝኾነ ሓቢሩ። ብመሰረት እዚ፦…

መበል ዓስራይ ዓመት ምጅማር ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኣብ እስራኤል ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ዓመት ምጅማር ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኣብ እስራኤል ተኸቢሩ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ከምዝበሎ፥ እቲ በዓል ምኽኒያት ብምግባር ምስ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ። ኣብታ…

ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ደቓይቕ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ሞት ሓደ ሰብ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና ከተማ ህንዲ፣ ደልሂ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ደቓይቕ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ሞት ሓደ ሰብ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ 332 ሺሕን 730 ሓዲሽ መልከፍቲ ምምዝጋባ ይዝከር። በዚ ድማ እቲ ቁፅሪ ኣብ 24 ሰዓታት…

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ እቲ ቤት ምኽሪ ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ንዘበናት እናተኣከበ ፀኒሑ ናብ ግዙፍ ጎቦ ዝተለወጠ  ሃገራዊን ቀጠናዊን ፀገማት…

ኣብ ሆስፒታል ህንዲ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሕዱ 13 ተሓከምቲ ኮቪድ-19 ሀይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገረ ህንዲ ከባቢ ከተማ ሙምባይ ኣብ ዝርከብ ሕሙማት ኮቪድ-19 ዝእለይሉ ሓደ ሆስፒታል ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሕዱ 13 ሕሙማት ሀይወቶም ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ። እቲ ባርዕ ሓዊ ትማሊ ዘጋጠመ እንትኸውነ፥ ካብቲ ባርዕ ዘጋጠመሉ ክፍሊ ኣርባዕቲ…

ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምህልላን ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ፀሎትን ምህልላን ተዛዚሙ። እቲ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምህልላን ካብ 8 ክሳብ 4 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም እንትካየት ምፅንሑ ይፍለጥ። ስለዝኾነ ትማሊ ምዝዛሙ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ…

መዝገባ መረፅቲ ንክልተ ሰሙናት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዝገባ መረፅቲ ንክልተ ሰሙናት ምንው#ሑ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ክሳብ 14 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም 18 ሚልየንን 427 ሺሕን 239 ዜጋታት ከምዝተመዝገቡ ዝገለፀ እቲ ቦርድ፥ እቶም መረፅቲ 41 ሺሕን 659 ጣቢያታት መረፃ…

መንግስቲ ሃገራዊ ህልውና ኣብ  ሓደጋ ንምውዳቕ ዝፍትኑ ውሽጣዊን ግዳማውን ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብምንም ዓይነት ኩነታት ኣይዕገስን-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሃገራዊ ህልውና ኣብ  ሓደጋ ንምውዳቕ ዝፍትኑ ውሽጣዊን ግዳማውን ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብምንም ዓይነት ኩነታት ኣይዕገስን ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ እዋናዊ ኩነታት፥ መንግስቲ…

297 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)297  ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ 149 ሚሊየን ዩሮ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ 2021 ንዘጋጠመ ሰብኣዊ ቅልውላው ድጋፍ ዝኸውን 149 ሚሊየን ዩሮ ከምዝሰለጠ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ሕብረት ጃኔች ሉናርቺች፥ ኣብቲ ቀጣና ለውጢ ከባቢ ኣየር፣ ዕስለ…