ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘላቒ ረብሓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ፎረም ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዘላቒ ረብሓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ፎረም ኣብ ዩንቨርስቲ ኣሶሳ ይሳለጥ ኣሎ። “ምትሕብባር ምሁራንን ተሳትፎን ንዘላቒ ረብሓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ምሁራን ዩንቨርስቲ ይሳተፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ስደት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስን ብዘላቕነት ምጥያሽ ዝከኣለሉ ኩነታትን ኣድሂበን ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጃሚል ዓብዱላህ ተዛቲየን። ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰልን ኣብ ክሊ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ተላዚቦም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ኣብ ክሊ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰልን ቀፀልቲ ዓውዲታት ምትሕብባርን ብምድሃብ ተላዚቦም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዶ/ር ዳንኤል…
ኮሮናቫይረስ ብምኽንያት ሕፅረት ኦክሲጅን ተሓከምቲ ንምሕጋዝ ከምዝተፀገመ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሜዲካል ኮሌጅ ሚሌኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ብምኽንያት ሕፅረት ኦክሲጅን ተሓከምቲ ንምሕጋዝ እናተፀገመ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ሆስፒታል ዘጋጠሞ ሕፅረት ኢክሲጅን ስዒቡ ቅድም ክብል ንካልኦት ሆስፒታላት ይወሃብ ዝነበረ ቀረብ ከምዘቋፀ እውን…
ስፓርት ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስን ጅማ አባ ጅፋርን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ጅማ አባ ጅፋርን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየን። ጌታነህ ከበደ ቅድሚ ዕረፍቲ ንጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሽቶ እንተመዝግብ፥ ተመስገን ደረሰ ድማ ድሕሪ ዕረፍቲ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕናን ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ኣብ ዘፈር ጥዕና ብቑዓት ዝኾኑ ሰብ ሞያታት ንምቕራብን ቆፀርቲ ምስ ደለይቲ ስራሕ ሰብ ሞያታት ጥዕና ዘራኽብ ዘበናዊ ሜላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያ ፓዎር ኢንተርናሽናል ሆልዲንግ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣተሓባበራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዶሃ ኣብ ኳታር ዝርከብ ኩባንያ ፓዎር ኢንተርናሽናል ሆልዲንግን ምስቲ ትካል ተቐራራቢ ዘፈራት ዝተዋፈሩ ቤት ዕዮታት ቅድመ ኢንቨስትመንት ኣኼባ ተኻይዱ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ንምውፋር ድሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 6 ሺሕ ከረጢት “ኦ” ደም ዓይነት ምእካቡ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣገልግሎት ባንኪ ደም ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ሰሙናት ልዕሊ 6 ሺሕ ከረጢት “ኦ” ደም ዓይነት ከምዘኣከበ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት፥ ሕፅረት “ኦ” ዓይነት ደም ኣጋጢሙዎ “ለገስቲ ደም ብፅሑ” ዝብል ፃውዒት ናብ ሕብረተሰብ ኣቕሪቡ ከምዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን በዓላት ሕፅረት ፍርያት ከይፍጠር ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝመፅኡ ዘለዉ በዓላት ስዑቡ ሕፅረት ፍርያት ከይፍጠር ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ንግዲ ምምሐዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምስ ግዜኢ ፃንሒት ዝገበሩ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዓብደልፈታሕ የሱፍ፥ በዓል ትንሳኤን ዒድ ኣልፈጥርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኣለምፀሃይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ኣለምፀሃይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ ኦርየም ኦከሎ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ ምንቅስቓስ መሊስካ ምጥያሽን ከይዲ ሰለስተኣዊ ድርድር…