ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ሊበን ጃዊ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ሸውዓተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ፣ ወረዳ ሊበን ጃዊ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ሸውዓተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ኣብ ልዕሊ ክልተ ሰባት እውን ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣተሓባባሪ ትራፊክ ፖሊስ እቲ ወረዳ ሳጅን ግዛቸው ዳማ ከምዝበልዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና፣ ኢዜማ፣ ህብር ኢትዮጵያን መኢአድን ኣብ ፌዴራሊዝምን ብዝሃነትን ዘድሃበ ክትዕ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዳለዎ ኣብ ፌዴራሊዝምን ብዝሃነትን ዘድሃበ ፈላማይ መድረኽ ክትዕ ፓርቲታት ፖለቲካ ሎሚ መ’ዓልቲ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ፥ ብልፅግና፣ ኢዜማ፣ ህብር ኢትዮጵያን መኢአድን ክትዖም ኣካይዶም። ፓርቲ ብልፅግና ብምውካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ጁንታ ኣብ 8 ከባቢታት ክልል ትግራይ እናገበሮ ዝነበረ ምንቅስቓስ ሽፍታ ብሰራዊት ምክልኻ ተደምሲሱ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጁንታ ኣብ ሸሞንተ ከባቢታት ክልል ትግራይ እናገበሮ ዝነበረ ምንቅስቓስ ሽፍታ ብሰራዊት ምክልኻል ብዝተወሰደሉ ስጉምቲ ከምዝተደምሰሰ ዋና ኣተሓባባሪ ዘፈር ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጄነራል…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብን ኣብ ክሊ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽነር ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሞሃመድ ሳሊም ኣልረሺዲ ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኢትዮጵያን ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብን ኣብ ክሊ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብሓባር ብዛዕባ ዝዓምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ ብር 320 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ጥራሕ ልዕሊ ብር 320 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም አቶም ብር 235 ሚሊየን 543 ሺሕን 640 ዝግመት ዋጋ ዘለዎምኣቑሑት ኮንትሮባንድ ናብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ዝርከበሉ ደረጃ ንምፍላጥ ብብርኪ ሃገር መፅናዕቲ ከምዝካየድ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ዝርከበሉ ደረጃ ንምፍላጥ ብብርኪ ሃገር መፅናዕቲ ከምዝካየድ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዝካየድ መፅናዕቲ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ውድብ ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግድብ ህዳሴ ዘለዉ ዝይምስማዓት ክፍትሑ ዘለዎም ብድርድር ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2021 0 አዲስ አበባ፣ ሚያዚያ 5፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናሃነፀቶ ኣብ ትርከብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝረኣዩ ዘይምስማዓት ብምዝርራብ ጥራሕ ክፍትሑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ምስ ግብፂ መዘነኦም ሳሜህ ሹክሪ ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምህልላን ፀሎትን ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምህልላን ፀሎትን ዕላዊ ገይሩ። እቲ መርሃ ግብሪ 7 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም ሰዓት 9 ብኣቦታት ሃይማኖት በዕሊ ከምዝእወጅ ተገሊፁ። ካብ 8 ሚያዚያ ጀሚሩ ድማ ንተኸታተልቲ ሸውዓተ መዓልታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጃፓን ኣብ ፉኩሺማ ዝተበከለ ማይ ናብ ውቅያኖስ ንምስዳድ ዝቐረበ ትልሚ ኣፅዲቓ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ጣቢያ መብላዕልዒ ኒኩሌር ፉኩሺማ ዝተበከለ ማይ ናብ ውቅያኖስ ንምስዳድ ዝቐረበ ትልሚ ኣፅዲቓ። ኣብዚ ሕዚ እዋን እቲ ማይ ናብ ውቅያኖስ ንምስዳድ ዘኽእል ትልሚ ፈላማይ ተቐባልነት ዝረኸበ እንትኸውን፥ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ንምግባር ግን…
ጥዕና ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…