ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙለእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ደብዳበ ሽመቶም ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙለእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ቅዳሕ ደብዳበ ሽመቶም ናብ ሓላፊ ጉዳያት ፕቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ለመሻሪ ቢን ነሂት ኣቕሪቦም።
እቶም ኣምባሳደር ደብዳበ ሽመቶም ኣብ ዘቕረቡሉ…