ኮሮናቫይረስ ኣፍሪካ ንኽታበት ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊያ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ንኽታበት ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊያ ባንኪ ዓለም ገሊፁ። ከም ፀብፃብ ባንኪ ዓለም እንተኾይኑ፥ እቲ ገንዘብ እኹል ክታበት ቫይረስ ኮሮና ንመዕዳግን ንምክፍፋልን ዝውዕል ኢዩ፡፡ ብኻሊእ መዳይ ኣባል ሃገራት ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ሙሁራት መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ሙሁራት መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ። እቲ ዩኒቨርሲቲ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ዝሃቦም ሙሁራት፥ ኣብ ምምሃር ምስትምሃር፣ መፅናዕቲን ምርምርን፣ ኣብ ውሽጢ እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዘለዎም ኣገልግሎት ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ እኒ ጃዋር መሓመድ ብዕፁው መጋባእያ መሰኻኽር ከስምዕ ኢሉ ዘቕረቦ ሕቶ ተነፂጉ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ እኒ ጃዋር መሓመድ ብዕፁው መጋባእያ መሰኻኽር ከስምዕ ኢሉ ዘቕረቦ ሕቶ ተነፂጉ። ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ዝሓለፈ ቆፀሮ ብመሰረት ኣዋጅ ሓለዋ መሰኻኽር ንድሕንነት መሰኻኽር እንትበሃል “መሰኻኽረይ ኣብ ድሕሪ መጋረዲን ኣብ ዕፁው መጋባእያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማረት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ንዝርከቡ 80 ሽሕ ተመዛበልቲ ዝኸውን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ረድኤት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለን ሽረእንዳስላሰን ንዝርከቡ 80 ሺሕ ተመዛበልቲ ዝውዕል ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘቕረበት ኣፍሊጣ። እታ ማሕበር ኣብ ትግራይ ብዘሎ ኩነታት ምኽንያት በቢመዓልቲ ናተን ከተማታት ተመዛበልቲ እናኣተዉ ከምዝርከቡ ገሊፃ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ንፍሉይ ተወካሉ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ኣድሂቦም መብርሂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ንፍሉይ ተወካሊ ዋና ፀሓፊን ሓላፊ ልኡኽ ዝተዋደደ ሓገዝ ስግግር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሱዳንን ቮልኬር ፕርተኸስ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሱዳን ኣብ ዳርፉር 40 ሰባት ምቕታሎም ስዒቡ ኣብቲ ዞባ ኣዋጅ እቶ እቶ ኣዊጃ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ሱዳን ኣብ እትርከብ ዞባ ዳርፉር ብዓሌታዊ ጎንጺ 40 ሰባት ድሕሪ ምሟቶም ኣሽሓት ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ድሕሪ ምዝንባሎምን ሱዳን ኣብቲ ዞባ ኣዋጅ እቶ እቶ ከምዝኣወጀት ኣፍሊጣ። በቲ ብቀዳም ኣብ ከተማ ኢል ጀነይና ኣብ ሞንጎ ጉጅለ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ከምዘይትሳተፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሎሚዘበን ኣብ ዝካየድ ኦሎምፒክ ቶክዮ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፥ ኣትሌታታ ብኮቪድ-19 ጉድኣት ንከይበፅሖም ንምክልኻል ዓሊማ ነዚ ውሳነ ከምዝወሰነት ኢያ ገሊፃ። ሰሜን ኮርያ ዛጊት ኣብ ሃገራ ዋላ ሓደ ሰብ ብቫይረስኮሮና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ጉሙሩክ ሰራሕተኛታት እቲ ጉምሩክን ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ኣብ ቁፅፀር ኣውዒሉ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉሙሩክ ምስ ፖሊስ ፌዴራል ብምትሕብባር ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ብዝተገበረ ወፍሪ ናውቲ ኮንትሮባንድ፣ ኣዘዋወርቲን ተሓባበርቲን ኣብ ቁፅፀር ከምዘውዓሉ ኣፍሊጦም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉሙሩክ ኣይተ ደበሌ ቀበታ ናውቲ ኮንትሮባንድ፣ ኣዘዋወርቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 350 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)350 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣመራርሓታት ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ልኡኽቶ ተቐቢሎም ሰሪሖም ዝተብሃሉ ተጠርጣሪ ዘቕረቡ መቃወሚ ተነፂጉ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ዝተዋፈሩ በዓል ሃፍቲ ኣይተ ኣለም ደስታ ሃየሎም ዘቕረቡዎ መቃወሚ ክሲ ተነፂጉ። እቲ መቃወሚ ክሲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ልደታ 2ይ ጉዳያት ገበን ፀረ ግብረ ሽበራን ሕገመንግስታዊን ኢዩ ነፂጉዎ።…